መናእሰይ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ሰላምን ሓለዋ ከባቢን ለውውጥ ልምዲ ዝገብሩሉ ሴሚናር ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ሰላምን ሓለዋ ከባቢን ለውውጥ ልምዲ ዝገብሩሉ ሴሚናር ተጀሚሩ።
እቲ ሰሚናር ሚኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ብዕሊ ኣጀሚረንኦ።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጀመረ እቲ ሰሚናር፥ ካብ 10 ሃገራት…