ዓለም ለኻዊ ዜናታት 28 ሰባት ዘሳፈረት ኣውሮፕላን ተጓዓዝቲ ሩሲያ ኣሰራ ጠፊኡ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኤ ኤን - 26 ዝተብሃለ ኣውሮፕላን ተጓዓዝቲ ሩሲያ ኣሰራ ከምዝጠፍአ ተገሊፁ። ሰብ መዚ እታ ሃገር ከምዝበልዎ እታ ነፋሪት 28 ተጓዓዝቲ ኣሳፊራ ዝነበረት እንትትከውን፥ ምስ ኣብራሪ እታ ነፋሪት ዝግበር ዝነበረ ርክብ ኣብ መንጎ ሃንደበት ተቛሪፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ ብር 58 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ ብር 58 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ኣቑሑት ኮንትርባንድ ካብ ሃገር እንትወፅኡን ናብ ሃገር እንትኣትዉን ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ካብ ሞንጎ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ፥…
ቢዝነስ ኩባንያ ባላድና ኳታር ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምውፋር ከምዝደሊ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍራዪ ፀባን ውፅኢት ፀባን ዝኾነ ኩባንያ ባላድና ኳታር ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምውፋር ከምዝደሊ ገሊፁ። እቲ ኩባኒያ ኣብ ምፍራይ እንስሳት፣ መፍራይ ፀባን ውፅኢት ፀባን፣ ከይዲን ኣጠቓቕማ ዘመናዊ ቴክኖሎጂን ኣተዓሻሽጋ ፍሪያት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ መንበሪ ዘኽታማት ብምሕዳስ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ መንበሪ ዘኽታማት ብምሕዳስ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ብዕሊ ጀሚሩ። ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ሚኒስቴር ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 9 ተረኺቦም መንበሪ ገዛ ዘኽተማት ብምሕዳስ ኢዮም በቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ዝካየድ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስንብት ኣስከሬ ናይ ክብሪ ዶክተር ኣበበች ጎበና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ክሳለጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ስንብት ኣስከሬ ናይ ክብሪ ዶክተር ኣበበች ጎበና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ከምዝካየድ ኮሚቴ ፈፃሚ ቀብሪ ኣፍሊጡ። ስነስርዓት ቀብሪ ዶክተር ኣበበች ጎበና ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት ትሽዓተ ኣብ ካቴድራል ቅድስት ስላሴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ምርምር ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብኻልኣይ ዲግሪ ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርምር ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብኻልኣይ ዲግሪ ዘሰልጠኖም 104 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቶም ተመረቕቲ ብዓውዲታት ፌዴራል ስተዲስ፣ ሊደርሺፕ፣ ፒስ ኤንድ ኮንፍሊክት፣ ኮንፍሊክት ስተዲስ፣ ዴቬሎፕመንት ኮሙንኬሽን ኤንድ ሚዲያ፣ ፐብሊክ ፖሊሲ…
ቢዝነስ ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እምነ ኩርናዕ ዝተነበረሉ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ህንፀቱ ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ብ925 ሚሊየን ብር ዝህነፅ እንትኸውን፥ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመትን ፈረቓን ክዛዘም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ 500 ሚሊን ብር ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ 500 ሚሊን ብር ገይሩ። እቲ ከተማ ምምሕዳር ኣብ ትግራይ ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታትን ካልኦት ዛዕባታትን ብዝምልከት ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ተዛቲዩ። ምክትል ከንቲባ እቲ ከተማ ወይዘሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ ምርጫ ኣብዚ ሰሙን ዝተማለአ ውፅኢት ምርጫ ዕላዊ ከምዝገብር ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2021 0 አዲስ አበባ ፣ ሰነ 28 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሰሙን ዝተማልአ ውፅኢት ምርጫ ዕላዊ ከምዝገብር ገሊፁ። ድምፂ ኣብ ዝተውሃበሎም ኩሎም ክልላት ምርጫ ውፅኢት ከምዝበፅሐ ሓኣፊት ኮሚኒኬሽን እቱ ቦርድ ሶሊያና ሽመልስ ተዛሪበን። ስለዝኾነ ኣብዚ ሰሙን ዝተማእአ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዘቕረቦ ለውጢ ስያመ ጣቢያ ቴሌቪዥን ብበዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ተቐባልነት ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ብግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝቐረበሉ ለውጢ ስያመ ጣቢያ ቴሌቪዥን ተቐቢሉ። እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር፥ “ቴሌቪዥን ትግራይ” ብዝብል ስያመ ዝፍለጥ ጣቢያ “የሓ ቲቪ” ዝብል ሽም ንኽወሃቦ ዘቕረቦ ሕቶ ተቐባልነት…