ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፈልሲ ክተኽሉ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ጉዳይ ሰላም ግንዛበ ዝለዋወጡሉን ፈልሲ ዝተኽሉሉን መርሃ ግብሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ። “መናእሰይ ሰላም የሃንፁ፤ ከባቢኦም ይከናኸኑ፤ ብዝብል መሪሕ ቃል ዝካየድ እቲ መርሃ ግብሪ፥ ተሓላቒ ሓይሊ ምብራቕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ግብፂ ንካናል ስዊዝ ዓፂያ ዝነበረት መርከብ ንምልቃቕ ተስማዕሚዓ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ንካናል ስዊዝ ዓፂያ ዝነበረት መርከብ ንምልቃቕ ተስማዕሚዓ። እታ መርከብ ንዘብፀሐቶ ጉድኣት ካሕሳ ክሳብ ዝኽፈል ከይትንቀሳቐስ ተኣጊዳ ፀኒሓ ኢያ፡፡ ሕዚ ምስ ሰብ ዋና እታ መርከብን ኩባኒያ መድሕንን ብዝተገበረ ስምምዕነት ካሕሳ፥ እታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 561 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ንክኸውን ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል ሓምሻይ ዘበን ሻድሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ራብዓይ ፍሉይ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ ፍሉይ ኣኼባ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ እቲ ባይቶ በጀት መንግስቲ ፌዴራል ዓመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብሰላምን ምትሕብባርን ምልማዕ ትደሊ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብሰላምን ምትሕብባርን ምልማዕ ትደሊ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ንሰላም ዘድሊ ዋጋ ኩሉ ክንከፍል ኢና ኢሎም። ብግልፂ ዝረኣይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሕደራ ሓበሬታ ሽዱሽተ ከተማታት ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕደራ ሓበሬታ ሽዱሽተ ከተማታት ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ክጅምር ኢዩ። እቲ ምሕደራ ሓበሬታ፥ ከተማታት ባዕለን ንኸፋልጣ፣ ዝሰርሑዎም ስራሕቲ ህዝቢ ንኽፈልጦም፣ ዝህበኦ ኣገልግሎት ንኅፋለጥ፣ ካብ ወፃኢ ዝመፅኡ ሰባት ዝተማልአ ሓበሬታ ንኽረኽቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት ትሽዓተ ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ኤጀርሳ ቀበሌ ቢቴ ፍሉይ ሽሙ ኪሞዬ ዝተብሃለ ከባባቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይት ትሽዓተ ሰባት ከምዝሓለፈ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ትማሊ ሰዓት ትሽዓተን ፈረቓን ዘጋጠመ እንትኸውን፥ 13 ሰባት ኣሳፊራ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሕሙማት ኤች ኣይቪ ዝኸውን ሓዱሽ መመርመሪ ቲቢ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕሙማት ኤች ኣይቪ ዝኸውን ሓዱሽ መመርመሪ ቲቢ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መመርመሪ ናብ ስራሕ ዘእተዉዎ፥ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሚኒሰስቴር ጥዕናን ምስ መሓዙት ትካላት ብምትሕብባር ኢዩ። ኢትዮጵያ ልዑል ፅዕንቶ ኤች…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ፀገም ሓይሊ ኢትዮጵያ ዝፈትሕ፣ ስግኣት ሱዳንን ግብፅን ዝቕንስ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ እንስዕቦ ከይዲ ፀገም ሓይሊ ኢትዮጵያ ዝፈትሕ፣ ስግኣት ሱዳንን ግብፅን ዝቕንስ ከምኡውን ብሓባር እንዓብየሉ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ሺሕን 521 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)2 ሺሕን 521 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮቪድ ካብ ዘጋጥም ንደሓር ብብርኪ ሃገር 6 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ተራኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል ሓምሻይ ዘበን ሻድሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ራብዓይ ፍሉይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ኢኮኖሚ ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም። ኣብዚ ሕዚ እዋን…