ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ኣብ ቢሸፍቱ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ኣብ ቢሸፍቱ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣካይዱ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ዶ/ር ፍፁም ኣሰፋ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ኮሚሽን፣ ሰብ ሞያ ኣብ ዝተረኸብሉ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብቲ ከተማ ኣብ ዝርከብ ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብርት ዶ/ር ኣበበች ጎበና ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊየን Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክብርት ዶ/ር ኣበበች ጎበና(እዳዬ) ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊየን። ኣፍሪካዊት ማዘር ቴሬዛ ብዝብል ስያመ ዝፍለጣ ዶ/ር ኣበበች ጎበና፥ ንደቂ ሰባት ክብሪ ብምሃብ ወለዶም ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ንዝሰኣኑ ክንዲ ኣቦን ኣደን ብምዃን ዝሓገዛ ኢየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ንክዛዘም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኣተኣማማኒ ኩነታት ኢዩ ዘሎ- ሌ/ጄ ኣስራት ዴኔሮ Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ንክዛዘም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኣተኣማማኒ ኩነታት ኢዩ ዘሎ ክብሉ ኣካቢ ኮማንድ ፖስት ዞባ መተከል ሌ/ጄ ኣስራት ዴኔሮ ኣረጋፆም። ሌ/ጄ ኣስራት ኣብቲ ከባቢ ልኡኾም ይዋፅኡ ምስ ዘለዉ ኣባላት…
ቢዝነስ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ኣፍረይቲ እምነ በረድ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ማዕድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ኣፍረይቲ እምነ በረድ ተዛቲዮም። ኢንጅነር ታከለ ኡማ፥ ሃፍቲ መኣድን ኢትዮጵያ ብብዙሕ መገዲ ዝግለፅ ከምዝኾነ ተዛሪቦም። ብዙሕ መልክዕ ዘለዎ ሃፍቲ መኣድን ኢትዮጵያ ብኣግባቡ ምጥቃም ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንመላእ ህዝቢ ዘገለግል እንበር ንሓደ ወገን ደው ዝበለ ኣይኮነን -ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ንመላእ ህዝቢ ዘገለግል እንበር ንሓደ ወገን ደው ዝበለ ኣይኮነን ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ሜጀር ጄኔራል ሙሉጌታ ቡሊ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም 265 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሻውዓይ ምዕራፍ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ብድሙቕ ኩነታት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻውዓይ ምዕራፍ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ብድሙቕ ኩነታት ተኻይዱ። ንተዓወትቲ ሻውዓይ ምዕራፍ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት 500 ሺሕ ብር ሽልማት ተበርኪቱሎም። ኣብቲ ምዕራፍ ተሳተፍቲ ንምዃን ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ዝኾኑ ድምፃውያን መናእሰይ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ ንዜጋታት ክብሪ ዘለዎ ኣገልግሎት ምሃብ ትፅቢት ይግበረለን-ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ ንዜጋታት ክብሪ ዘለዎ ኣገልግሎት ብምሃብ ንዘላቒ ሰላምን ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምጉልባት ግደአን ክዋፅኣ ትፅቢት ይግበረለን ክብላ ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። መድረኽ ዘተ ኣባላት ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ደጀን ዝገበረ ሰራዊት ኩሉ ግዘ ተዓዋታይ ኢዩ-መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኢትዮጵያ ደጀን ዝገበረ ሰራዊት ፌዴሪኢ ኩሉ ግዘ ተዓዋታይ ኢዩ ክብል መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። እቲ ሰራዊት ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተውሃቦ ልኡኽ ምኽባር ሕጊ በዝግባእ ዝተዋፅአ ከምዝኾነ ገሊፁ። መፃረዪ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት “ማረፊያ” ዝብል ስያመ ዘለዎ ፕሮግራም ተሃድሶ ሬዲዮ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት "ማረፊያ" ዝብል ስያመ ዘለዎ ፕሮግራም ተሃድሶ ሬዲዮ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ጀሚሩ። እቲ ፕሮግራም ኩሉ ግዘ ዕለተ ሰሉስ ሰዓት ካብ 5:00-900 ብፋና ኤፍ ኤም 98.1 ዝመሓላለፍ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ነቲ ፕሮግራም ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሉእላውነት ኢትዮጵያ ሙሉእ ንሙሉእ ከኽብር ይግባእ-ቻይና Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሉእላውነት ኢትዮጵያ ሙሉእ ንሙሉእ ከኽብር ይግባእ ክብሉ ልኡኽ ቻይና ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣተሓሳሲቦም። ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውሕመ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ትማሊ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብቲ…