ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ ወላይታ ሶዶ ሓደሽቲ ተምሃሮ ይቕበል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ወላይታ ሶዶ ሓደሽቲ ተምሃሮ ዓመተ 2013 ይቕበል ኣሎ። ኣብቲ ዩንቨርስቲ ልዕሊ 4 ሺሕን 200 ተምሃሮ ኢዮም ተመዲቦም። እቶም ተምሃሮ ናብቲ ዩንቨርስቲ እንትኸዱ ምንም ዓይነት ስግኣት ክስምዖም ከምዘይብሉን ኩሉ ዓይነት ቅድመ ምድላው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽኒያት ምልክት ምንቅጥቃጥ መሬት 2 ሺሕን 303 ሰባት ካብ ከባቢኦም ተመዛቢሎም Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ዝዋይ ዱግዳ ብምኽኒያት ምልክት ምንቅጥቃጥ መሬት 2 ሺሕን 303 ሰባት ካብ ከባቢኦም ተመዛቢሎም። እቲ ምልክት ኣብ ዝተርኣየሉ ወረዳ ትዕዝብቲ ዝገበረ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት፥ እቶም ተመዛበልቲ ዘለውሉ ከባቢ ተዓዚቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣብ ልቢ ህፃናት ፈልሲ ንትከል” ብዝብል መሪሕ ቃል ምስ ልዕሊ 1 ሺሕ ህፃናት ብምኻን መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ “ኣብ ልቢ ህፃናት ፈልሲ ንትከል” ብዝብል መሪሕ ቃል ምስ ልዕሊ 1 ሺሕ ህፃናት ብምኻን መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ተኻይዱ። ምስ እቶም ህፃናት ብምዃን ፈለሲ ዝተኸላ መክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክልል ደቡብ 5ይ ዙር 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 12 ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ንክልተ መዓልቲታት ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣተኲሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ሺሕን 534 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ሺሕን 534 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ይርከብ። ስለዝኾነ ድማ ትማሊ 2 ሺሕን 534 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፀፅታ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ብተናፀል ስምምዕነት ደው ምባል ተኹሲ ንኢዱ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ብተናፀል ስምምዕነት ደው ምባል ተኹሲ ንኢዱ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ኣኼባ ኣካይዱ። እቲ ስጉምቲ ናብ ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ዝፍጠር ዛሕሊ ኣየር ሃፍቲ ማይ ንምውሳኽ ኣስተዋፅኦ ክህልዎ ይኽእል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ዝፍጠር ዛሕሊ ኣየር ሃፍቲ ማይ ንምውሳኽ ኣስተዋፅኦ ክህልዎ ከምዝኽእል ኤጀንሲ ብሄራዊ ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኤጀንሲ ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ትምበያ ኩነታት ኣየር ከምዘሕብሮ ኣብ ዝቅፅል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኢትዮጵያ ተሰሪቖም ናብ ሆላንድ ዝወሰዱ ጥንታዊ ሓድግታት ክምለሱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ተሰሪቖም ናብ ሆላንድ ዝወሰዱ ጥንታዊ ሓድግታት ክምለሱ ኢዮም። እቶም ሓድጊታት ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኔዘርላንድስ ናብ ጨረታ ክቐርቡን ክሽየጡን ከምዝነበሩ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኔዘርላንድ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኤምባሲ ከይዲ ጨረታ ንኽቋረፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ስግኣት ኮይኑ ንኸይቕፅል ሙሉእ ብሙሉእ ተደምሲሱ ኢዩ – ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ስግኣት ኮይኑ ንኸይቕፅል ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተደምሰሰ ዋና መተሓባበሪ ክፍሊ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ምስ ላዕለዎት መኮንናት እቲ ክፍሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስር ባህሊን ቱሪዝምን ዶ/ር ሂሩት ካሳው ምስ ኣምባሳደር ሃንጋሪ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው ምስ ኣምባሳደር ሃንጋሪ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቲላ ኮፓኒ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ጉዳይ ክልተኣዊ ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ከምዘተኮራ ተገሊፁ፡፡ እቶም ኣምባሳደር ከምዝገለፁዎ፥ ካብ ዝቕፅል ወርሒ…