ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተኸተልቱን ዝተዓጠቖ መሳሪያን እናደርበየ ይሃድም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተኸተልቱን ዝተዓጠቖ መሳሪያን እናደርበየ ይሃድም ኣሎ ክብሉ ኣብ ወሎ ግንባር ዝርከቡ ናይ ጦር ኣዘዝቲ ተዛሪቦም። እቲ ጉጅለ ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታት እናተወቕዐ ተኸተልቱ እናተደምሰሱ እናተማረኹ ይርከቡ። ኣብ ወሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍልጠት ዝመርሖ ናይ ፖለቲካ ኢኮኖሚ ንምህናፅ ናይ ሙሁራን ግደ ምጉልባት ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍልጠት ዝመርሖ ናይ ፖለቲካ ኢኮኖሚ ንምህናፅ ናይ ሙሁራን ግደ ምጉልባት ከምዝግባእ ተገሊፁ። ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶ፥ ኢትዮጵያ ብታሪካ ሉአላዊነት ብምርግጋፅ ናይ ህዝቢ ሓድነት ብምሕላው ናይ ባዕላ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ፌደራል ትራንስፖርት በዓል ስልጣን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ፌደራል ትራንስፖርት በዓል ስልጣን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም። ደም ብምልጋሶም ሕጉሳት ከምዝኾኑ ብምግላፅ፥ እዚ ንሕና ንመከላከያ ክንገብሮ ካብ ዝግበአና እቲ ዝነኣሰ ኢዩ ኢሎም። ብተወሳኺ ቅድመ ሐዚ ናይ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2013 ዓ.ም ንህዳሰ ግድብ 2 ቢሊየን 49 ሚሊየን ብር ድጋፍ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ነህዳሰ ግድብ 2 ቢሊየን 49 ሚሊየን ብር ድጋፍ ተገይሩ። ናይቲ ግድብ ህንፀት ህዝባዊ ተሳትፎ መተሓባበሪ ብሔራዊ ቤት ፅሕፈት ምክር ቤት ከምዝበሎ፥ ኣብዚ በጀት ዓመት ዝተገበረ ደገፍ ክሳብ ሐዚ ካብ ዝተገበሩ እቲ ዝዓበየ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ 19 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ግምት ዘለዎ ወታደራዊ ዕጥቂ ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መከላከያ ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ኮርፖሬሽን ካብ 19 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ግምት ዘለዎ ወታደራዊ ዕጥቂ ንመከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኮርፖሬሽን ሜጀር ጄኔራል ኣሕመድ ሃምዛ፥ እቲ ወታደራዊ ዕጥቂ ንመከላከያ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እንትሰርሑ ዝነበሩ ናይ ሰራዊት ኣባላት ናይ ጥፍኣተኛታት ውሳነ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ እዚ ወታደራዊ ቤት ፍርዲ ናይቲ እዚ ናይ ሰራዊት አባላት ኮይኖም ነቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እንትሰርሑ ዝነበሩ ናይ ሰራዊት ኣባላት ናይ ጥፍኣተኛታት ውሳነ ሂቡ። እቶም ኣባላት ሰራዊት ንሕገ-መንግስቲን ንሃገሮምን ዝኣተውዎ ቃል ኪዳን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኣወሃህባ ኣገለግሎት ጥዕና ናይ ልምዲ ልውውጥ መድረኽ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኣወሃህባ ኣገለግሎት ጥዕና ናይ ልምዲ ልውውጥ መድረኽ ኣብ ከተማ ጀንካ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ናይ ኩሎም ክልላትን ካብ ኩሎም ምምሕዳራት ከተማ ዝተመረፁ ሆስፒታላትን፣ ናይ ደቡብ ኦሞ ዞባ ሰብ ሞያ ጥዕና ተሳቲፎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቡታጅራ ከተማ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉራጌ ዞባ ኣብ ቡታጅራ ከተማ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዘውግዝን ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ዝድገፍን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ነበትሪ እቲ ዞባ እቶም ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ሰባት ዘብፅሕዎ ዘለዉ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ሃይማኖት ሰላም ኣብ ምስፋን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክብ ኩሎም ትካላት ሃይማኖት ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ ዘተ ትካላት ሃይማኖት ሰላም ኣብ ምስፋን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ተባሂሉ። እቲ ዘተ ብጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ነገሌ ከተማ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዘውግዝ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ጉጂ ነበርቲ ነገሌ ከተማን ከባቢኡን ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። እቶም ነበርቲ “ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘካይዶ ዘሎ ጭፍጨፋ ኣይንዕገስን፤ ቀሬን ቄሮን ናይ ሃገር ዋልታ ኢዮም” ዝብሉን ወዘተን መፈክራት…