Fana: At a Speed of Life!

1 ሺሕን 657 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 657 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ከምዝርከብ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ 160 ክልላት መረፃ ስምዕታ ኣቕሪቦም – ቦርድ መረፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ 160 ክልላት መረፃ ስምዕታ ከምዘቕረቡ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ሎሚ መዓልቲ ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ ንጋዜጠኛታት መግለፂ እናሃባ ይርከባ፡፡ ኣብ መግለፂአን ድማ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ…

ብነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኬንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኬንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ይገብር ኣሎ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣብ ምድሪ ባቡር ኢትዮጵያን ደረቕ ወደብ ሞጆን ዑደት ከምዘካየደ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ዝረኸብናዮ…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣብቲ ክልል እናተሃነፁ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሊዳሞ ኣብቲ ክልል እናተሃነፁ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣካይዶም። ስለዝኾነ ድማ እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ስራሕቲ ህንፀት መስፋሕፍሒ ህነርፃ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል ኣዳሬ ሃዋሳን ስራሕቲ ህንፀት ህንፃ…

1 ሺሕን 777 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 777 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ይርከብ፡፡ ብመሰረት እዚ ትማሊ 1 ሺሕን 777 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም…

ቤት ትምህርቲ ጀነራል ዊንጌት ብዘሁት ፖለቲከኛታት፣ ሰብ ውዕለታ ሃገርን ሰብ ሞያን ዘፍረየ ዓቢዪ ትካል ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኮሌጅ ፖሊ-ቴክኒክ ጄነራል ዊንጌት ዝህነፅ ማእኸል ምርምርን ስልጠናን ቴክኒክን ሞያን ምብራቕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ፡፡ እቲ እምነ ኹርናዕ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን…

ፓኪስታን “ፎረምሳይንትፊክ ዲፕሎማሲ ኢትዮ-ፓኪስታን” ንኽጣየሽ ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓኪስታን “ፎረምሳይንትፊክ ዲፕሎማሲ ኢትዮ-ፓኪስታን” ንኽጣየሽ ሕቶ ኣቕሪባ። እቲ ፎረም፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ጉዳይ ሳይንቲፊክ ዘለወን ልምዲ ንኽለዋወጣን ብሓባር ክሰርሓን ዘኽእል ኢዩ። ኣምባሳደር ፓኪስን ኣብ ኢትዮጵያ ሾዛብ ኣባስ፥ ክልቲአን…

ሆንግ ኮንግ ካብ ብሪታኒያ ዝግበሩ በረራታት ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆንግ ኮንግ ካብ ብሪታኒያ ናብታ ሃገር ዝግበሩ በረራታት ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝኣገደት ተሓቢሩ። እቲ እገዳ ሓዱሽ (ዴልታ) ዓሌት ዘለዎ ቫይረስ ኮቪድ-19 ኣብ እንግሊዝ ምስ ምስፍሕፍሑ ስዒቡ ዝተነበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ካብ ብሪታኒያ ናብ ሆንግ…

ሚኒስቴር ምክልኻል ኣብ ብር ሸለቆ ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት ኣሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ኣብ ብር ሸለቆ ንመበል 33 ግዘ ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት ኣሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ፥ ዋና ሓላፊ ዘፈር ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሜጄር ጄኔራል ሐጫሉ ሸለመ፣ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ንልምዓት ሓይሊ ሰብ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ መንግስታት ፈረንሳይን ጣሊያንን ዝተገበሩ ስምምዓት ምክልኻል ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ምስ መንግስታት ፈረንሳይን ጣሊያንን ዝተገበሩ ስምምዓት ምክልኻል ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ 6ይ ዓመት መበል 16 ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ምስ መንግስታት ፈረንሳይን ጣሊያንን ዝተገበሩ ስምምዓት ምክልኻል ኣመልኪቱ…