ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንዘቕረቦ ሕቶ ምላሽ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ፀገም ንምፍታሕ ንዘቕረቦ ሕቶ ምላሽ ሂቡ። ሙሉእ ትሕዝቱኡ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓማውቲ ኣብዛ ሃገር ወለዶ ዝቐትል መከራ ከምዘስዐበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ንመንግስቲ ፌዴራል ሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራ ሰብኣዊነት መሰረት ዝገበረን ተወሳኺ ጉድኣት ብዘየስዕብ መልክዑ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ንመንግስቲ ፌዴራል ከምዝሓተተ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ምስ ግልጋሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5ይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ መእከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘካይዶ መበል 16 ስሩዕ ኣኼብኡ፥ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ዘቕርቦ ኦዲት በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ፋይናንስ ሒሳብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ጀማል በክር ምስ ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ዲፕሎማሲ ባህሬን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ቆንስላ ጀነራል ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ጀማል በክር ከባህሬን ምስ ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ዲፕሎማሲ ባህሬን ዶክተር ሙኒራ አል ከሊፋ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን ክልላዊን ጉዳያት ተሓባቢርካ ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከካብ ክልላት ዝእከቡ ውፅኢት ድምፂ መረፃ ርኽክብን ዑደትን ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከካብ ክልላት ዝእከቡ ውፅኢት ድምፂ መረፃ ርኽክብን ዑደትን ተገይሩ። ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰናድኦ ዑደት መራኸብቲ ሓፋሽ፥ ብሓፈሻ ከካብ ክልላት መረፃ ናብ ብሄራዊ ቦርድ መረጻ ዝመፅኡ ውፅኢታት መረፃ ከይዲ ርኽክብን ኣብዚ ሕዚ እዋን…
ስፓርት ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ብክልተ ሰሙን ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ብክልተ ሰሙን ከምዝተናውሐ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ውድድር 10 ሓምለ 2013 ዓ.ም ከምዝጅመር ምግላፁ ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ። እቲ ውሳነ ናይ ሴካፋ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝኽሪ ጀነራል ሰዓረ መኮንንን ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳን ዝተሃነፁ ሓወልቲ ኣብ ቀረባ እዋን ክምረቑ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝኽሪ ነበር ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ጀነራል ሰዓረ መኮንንን ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳን ዝተሃነፁ ሓወልቲታት ኣብ ቀረባ እዋን ከምዝምረቑ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ምምሕዳር ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ኮይና ዝወፅአትሉ ሰላማዊ መረፃ ንኽዕወት ዝገበሩ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣመስጊኖም Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ኮይና ዝወፅአትሉ ሰላማዊ መረፃ ንኽዕወት ንዝገበሩ ፓርቲታት ፖለቲካ ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ “6ይ ሃገራዊ መረፃ ምስተኻየደ ድሕሪ ሓደ ሰሙን ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ልዕሊ 44 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ኣታዊ ከፈልፍል ክኢሉ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ልዕሊ 44 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ኣታዊ ከፈልፍል ከምዝኸኣለ መካየዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ትንሳኤ ይማም ገሊፀን። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ውሽጢ እቲ ፓርክ ዝፈርዩ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ብምልኣኽ ኣብቲ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 30 ሰነ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር “ንኢትዮጵያ ንትከላ” ዘፈር ትምህርቲ 30 ሰነ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ፈልሲታት ብምትካል ተጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ትምርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትም እቲ ሚኒስቴር…