ኣብ ከባቢታት መውፅኢ መዓድን ዝፍጠሩ ፀገማት ፀፅታ መፍትሒ ከምዘድሊዮም ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢታት መውፅኢ መዓድን ዝፍጠሩ ፀገማት ፀፅታ መፍትሒ ንኽርከብ ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ምስ ክልላት ኣብ ዝተገበረ ዘተ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ወይዘሮ ፍሬኣለም ሽባባው ተሳቲፈን።…