ኣብ ሲዳማ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ዝወዓለ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ብዝኾነ ኩነታት ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ዝወዓለ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ብዝኾነ ኩነታት ምዝዛሙ ቢሮ ፀፅታን ሰላምን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ አለማየሁ ጢሞቲዎስ፥ እቲ ከይዲ ብሰላም ንክዛዘም ነበርቲን ኣካላት ፀፅታን ዝተውሃቦም ሓላፍነት…