ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ጉዳይ መረፃ ኣድሂቦም ምስ ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልላትን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉዳይ መረፃ ኣድሂቦም ምስ ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልላትን ምዝታዮም ኣፍሊጦም። ኣብቲ ዝተገበረ ዘተ ስራሕቲን ሓላፍነታትን መንግስቲን ፓርቲን ሓደ ተገይሮም ከይቑፀሩ ግልፂ መፍለዪታት ከምዝተቐመጡ እቶም ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሙሉ ሰሎሞን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ጀርመንን ፖላንድን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን ሙሉ ሰሎሞን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ጀርመንን ፖላንድን ተዛቲየን። እተን ኣምባሳደር፥ ምስ ዳይሬክተር ሰብሰሃራን ኣፍሪካን ሳሄልን ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን አምባሳደር ሮበርት ዶግለር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ክልተኣዊ…
Uncategorized ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ንምቁፅፃር ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ብፅሒቶም ንኽፅኡ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምስዝርከቡ ኣካላት ፍትሒ ወፍሪ ፀረ-ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ኣካይዱ። መድረኽ እቲ ወፍሪ ኣብ ከተማ ኣዳማ ንኽልተ መዓልቲ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ደበሌ ቃበታ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግልጋሎት ሕማም ሽኮርያ ዝውዕል መድሓኒት እናተኸፋፈለ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግልጋሎት ሕማም ሽኮርያ ዝውዕል እኹል መጠን ዘለዎ መድሓኒት እናተኸፋፈለ ምዃኑ ተገሊፁ። ኤጀንሲ ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ፥ ንተሓከምቲ ሕማም ሽኮሪያ ዝኾኑ መድሓኒታት ካብ ወርሒ ለካቲት 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ብመንፅር ዘሎ ጠለብ እኹል ዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ምሉእ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሱዳን ሮበርት ቫን ደን ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ብምድሃብ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ክልል ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት፣ ጉዳይ ዶብ ኢትዮ-ሱዳንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ ሰሙን 15 ተለኣኣኽቲ ጁንታ ናብ ሃገርና ኣይንኸድን ብምባል ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጁባ ህውከት ንምፍጣር ፈቲኖም-ሜ/ጄ መሓመድ ተሰማ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ጁባ ዝርከብ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም መበል 15 ሞተራይዝድ ፃንሒቱ ንዝዛዘመ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኣብ ምቕያር እናሎ 15 ኣባላት እቲ ሰራዊት ተለኣኣኽቲ ጁንታ ናብ ሃገርና ኣይንኸድን ብምባል ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጁባ ህውከት ንምፍጣር ፈቲኖም…
ስፓርት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ስዒራ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ 4 ን 3 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ክልቲአን ጋንታታት ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ፀወተአን ኣካይደን፡፡ ጌታነህ ከበደ ክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኮሙኒስት ፓርቲ ቻይና ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ዘዳለዎ ዘተ ተሳቲፉ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኮሙኒስት ፓርቲ ቻይና ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ዘዳለዎ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ተሳቲፉ። ፓርቲ ብልፅግና ብምውካል ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን እቲ ፓርቲ ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ ኣብቲ ዘተ ተሳቲፎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ6 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ዝትግበር ኣብ ልምዓት ሆልቲካልቸር ትኹረቱ ዝገበረ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብ6 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ዝትግበር ኣብ ልምዓት ሆልቲካልቸር ማለት እውን ኣብ ልምዓት ኣትክልቲን ፍረምረን ትኹረቱ ዝገበረ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። ማእኸል “ወርልድ ቬጅቴብል” ምስ ትካል ልምዓት ኔዘርላንድ ብምትሕብባር ዘዳለዎ ኣብ ሓሙሽተ ዓማውቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ዝተኸበሩ ሎሬት ዓለም ዶክተር ጥበበ የማነ ብርሃን ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ዝተኸበሩ ሎሬት ዓለም ዶክተር ጥበበ የማነ ብርሃን ኣብ ካቴድራል መንበረ ፀባኦት ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ስላሴ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፥ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሓዊሱ…