Uncategorized ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ መንበሪ ኣባይቲ ከህንፅ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ፕሮጀክት ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ ሰራሕተኛታትፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ኣካይዱ፡፡ ፀገም ቀረብ መንበሪ ኣባይቲ እቲ ከተማ ክፈትሕ ኢዩ ዝተብሃለ እዚ ፕሮጀክት፥ ኣብ ኣርባዕተ ዙር ህንፀት ሰራሕተኛታት እቲ ፓርክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ሶማሌ መወዳደሪ ምልክት መረፃን ማኒፌስቶን እቲ ፓርቲ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሶማሌ መወዳደሪ ምልክት መረፃን ማኒፌስቶን እቲ ፓርቲ ዕላዊ ገይሩ። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ኣይተ ኣደም ፋራህን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ብሓባር ነቲ መወዳደሪ ምልክትን ማኒፌስቶን ዕላዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢማኑኤል ማክሮን ምዕራባውያን ሃገራት ካብ ዝኸዘነኦ ክታበት ቫይረስኮሮና ካብ 4 ክሳብ 5 ሚኢታዊ ንማዕበልቲ ሃገራት ንኽህባ ሓቲቶም Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ምዕራባውያን ሃገራት ካብ ዝኸዘነኦ ክታበት ቫይረስኮሮና ካብ 4 ክሳብ 5 ሚኢታዊ ዝኸውን ንማዕበልቲ ሃገራት ንኽህባ ሓቲቶም። ማክሮን ኣባል ሃገራት ጉጅለ ሸውዓተ ብመርበብ ሓበሬታ ኣኼባ ቅድሚ ምክያደን…
ስፓርት ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ ምስ ወላይታ ዲቻ ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ምስ ጋንታ ወላይታ ዲቻ ባዶ ንባዶ ማዕረ ተፈላሊየን። ኣብ ባህርዳር ከተማ ዓለም ለኸ ስታዲየም ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋናታታት ሽቶ ከመዝግባ ኣይከኣላን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ህንዲን ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ዘኸእሉ ዝተፈላለዩ ስምምዓት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ሱብራህማንያም ጃይሸንከር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ስትራቴጂካዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምዕባይ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ውፅታዊ ልዝብ…
ቢዝነስ ዘፈር ኢንዱስትሪ ቆርበት ንምምሕያሽ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጀመርታ 7 ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ካብ ወፃኢ ንግዲ 1 ነጥቢ 8 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካን ኣታዊ ምርካቡ ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ፡፡ ዘፈር ፍርያት ሕርሻ 1 ነጥቢ 178 ቢሊየን፣ ዘፈር ማኑፋክቸሪንግ 211 ነጥቢ 4 ሚሊየን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ኣለማየሁ ተገኑ ምስ ምክትል ሓላፊ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ክፍሊ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኣለማየሁ ተገኑ ምስ ምክትል ሓላፊ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ክፍሊ ኣፍሪካ ጂዮርጅ ቶዱዋ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ኣለማየሁ ኣብቲ እዋን ተዘ፥ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ፣ እናተሰርሑ ብዛዕባ ዝርከቡ ምንቅስቓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ልዕሊ ብር 12 ሚሊየን ሓገዝ ንምግባር ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ልዕሊ ብር 12 ሚሊየን ሓገዝ ንምግባር ወሲኑ። ካቢኔ እቲ ክልል ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፥ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንምሕጋዝ ብር 12 ሚሊየን ሓገዝ ምግባር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ኮንፈረንስ ምርምር ፓርላማ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ኮንፈረንስ ምርምር ፓርላማ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፓርላማ፣ ዴሞክራሲያዊን ሰብኣዊንመሰላት” ብዝብል ርእሲ ኣብ መእከቢ ኣዳራሽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ይሳለጥ ኣሎ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ ኣብ ውሽጢ ዴሞክራሲያዊ ፖለቲካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሶማሌ መወዳደሪ ምልክት መረፃን ማኒፌስቶን እቲ ፓርቲ ዕላዊ ክገብር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሶማሌ መወዳደሪ ምልክት መረፃን ማኒፌስቶን እቲ ፓርቲ ዕላዊ ክገብር ኢዩ። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ኣይተ ኣደም ፋራህን ካልኦት ኣመራርሓታትን ናብ ከተማ ጂግጂጋ ኣቲዮም። እቶም ኣመራርሓታት ኣብ ኣብ ጂግጂጋ…