ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምሕጋዝ መበል ካልኣይ ዙር ሰብ ሞያ ሕክምና ኣዲስ ኣበባ ናብቲ ከባቢ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምሕጋዝ መበል ካልኣይ ዙር ሰብ ሞያ ሕክምና ኣዲስ ኣበባ ናብቲ ከባቢ ኣምሪሖም።
እቶም ሰብ ሞያ ካብ ዝተፈላለዩ ሆስፒታላት ዝተውፃእፅኡ እንትኾኑ፥ ቁፅሮም ልዕሊ 60 ሰብ ሞያታትን ድጋፍ ወሃብቲ ኣምቡላንሳትን ዘካተተ ኢዩ።…