ገበን ክሕደት ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 76 ጀነራል መኮንንናት፣ ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናትን ታሕተዎት ሽሞኛታትን መትሓዚ ትእዛዝ ወፅዩሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ገበን ክሕደት ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 76 ጀነራል መኮንንናት፣ ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናትን ታሕተዎት ሽሞኛታትን መትሓዚ ትእዛዝ ወፅዩሎም።
ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ…