ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብኢንቨስትመንት ሕርሻ ተዋፊሮም ዘየልምዑ 29 ሰብሃፍቲ ፍቓዶም ተቛሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብኢንቨስትመንት ሕርሻ ተዋፊሮም ዘየልምዑ 29 ሰብሃፍቲ ፍቓዶም ከምዘቛረፀ ቦርድ ኢንቨስትመንት እቲ ክልል ገሊፁ።
እቲ ቦርድ ኢንቨስትመንት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ፥ ኣብ ኢንቨስትመንት ሕርሻ ተዋፊሮም ናብ…