መንበሪ ፍቓድ ስዑድ ዓረብ ተመሓላሊፎም ብዝብል ኣብ ሪያድ ተኣሲሮም ዝፀንሑ 82 ዜጋታት ተፈቲሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንበሪ ፍቓድ ስዑድ ዓረብ ተመሓላሊፎም ብዝብል ንዘሓለፉ ሰሙናት ምስ ስድረኦም ኣብ ሪያድ ጣቢያ ፖሊስ ተኣሲሮም ዝፀንሑ 82 ዜጋታት ተፈቲሖም።
እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትጵያውያንን፥ ኣብ ከተማ ሪያድ ኣብ ዝርከባ ሓሙሽተ ጣቢያታት ፖሊስ…