ሜጀር ጄኔራል ክንፈ ዳኘው ሓዊሱ ካልኦት ተኸሰስቲ መከላኸሊ መረዳእታ ንከቕርቡ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብገበን ግዕዝይና ክሲ ብምምስራት ኣብ ቤት ህንፀት ዝርከቡ ዋና ዳይሬክተር ሜቴክ ነበር ሜጀር ጄኔራል ክንፈ ዳኘው ሓዊሱ ካልኦት ተኸሰስቲ መከላኸሊ መረዳእታ ንከቕርቡ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ።
ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ልደታ ምድብ መበል ሳልሳይ…