ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ 87 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሌጅ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ 87 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ። ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 32 ደቂ ኣኒስቲዮ ከመዝኾና ተገሊፁ። ኣብዛ ሃገር ንምምሕያሽ ጥዕና ማሕበረሰብ ዓሊሙ መነግስቲ ንዝገብሮ ዘሎ መርምራብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ክልተ ኩባንያታት ብምዃን ፈላማይ ኣገልግሎት ፅዕነት ስምምዕነት ትግበራ ናፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ክልተ ኩባንያታት ብምዃን ፈላማይ ኣገልግሎት ፅዕነት ስምምዕነት ትግበራ ናፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ኣጀሚሩ። እቲ መገዲ ኣየር ምስ ዲ ኤች ኤልን ትሬድ ግሩፕ ኤሌክትሮኒክ ኣፍሪካን ብምዃን ኢዩ ፈለማ ግልጋሎት ፅዕነት…
ቢዝነስ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ልዕሊ 7 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ዋጋ ዘለዎም መድሓኒታትን እታዎታት ሕክምናን ደገፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ልዕሊ 7 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ዋጋ ዘለዎም መድሓኒታትን እታዎታት ሕክምናን ደገፍ ገይሮም። ኣብ ሚኒሶታ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ብመሰረት ዘቕረበሎም ሕቶ፥ በዓል ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ክምረቑ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ 30 ታሕሳስን 1 ጥሪን 2013 ዓ.ም ሪፖርት ብምግባር ትምህርቲ ንክጅምሩ ተወሲኑ። ተምሃሮ ሕክምና ድማ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ካምፓስ ዓይደር ከምዝኣትዉ ተገሊፁ። የሳይንስና ከፍተኛ ትምህርት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 388 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 810 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 388 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 124 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ስጉምቲ ዝተወሰደሎም ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ስጉምቲ ዝወሰደሎም ኣባላት ጉጅለ ህወሓት ዕላዊ ገይሩ። መከላኸሊ ሃገር ናይ ማይካድራ ጭፍጨፋ ዝመርሐ ኮነሬል የማነ ገብረሚካኤል ሓዊሱ ስጉምቲ ዝተወሰዶም አመራርሓ ጉጅለ ህወሓት ዝርዝር ዕላዊ ገይሩ። ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ጁንታ ህወሓት ኣብ ዝውዝዖም ናይ ሓሶት ሓበሬታታት ብምዃን ኣብ ናይ ሓሶት ፀብፃብ ተፀሚደን ከምዝነበራ ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ጁንታ ህወሓት ኣብ ዝውዝዖም ናይ ሓሶት ሓበሬታታት ብምዃን ኣብ ናይ ሓሶት ፀብፃብ ተፀሚደን ከምዝነበራ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዙሓት ላዕለዎት ወተሃደራዊ ኣመራርሓ ጁንታ ከምዝተማረኹን ከምዝተደምሰሱን ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ላዕለዎት ወተሃደራዊ ኣመራርሓ ጁንታ ከምዝተማረኹን ከምዝተደምሰሱን ተገሊፁ። እቶም ላዕለዎት ወተሃደራዊ ኣመራርሓ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ከምዝተማረኹን ከምዝተደምሰሱን ሓላፊ መምርሒ ምውፋር ሓይሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብርጋዴር ጄኔራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናፃ ንግዲ ኣህጉራዊ ቀጠና ኣፍሪካ ናብ ስራሕ ብምእታዉ ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናፃ ንግዲ ኣህጉራዊ ቀጠና ኣፍሪካ ናብ ስራሕ ብምእታዉ ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆም። እዚ ድማ ኣእሞሮ እታ ኣህጉር ንሓሳብ፣ ዕዳጋኣ ድማ ንንግዲ ክፍቲ ዝኾኑሉ ቀጠናዊ ውህደት ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሱዳን ኣብ ዳርፉር ዘሎ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ድሕንነቱን ስርዓቱን ተሓሊዩ ንክወፅእ ንክትገብር ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሱዳን ኣብ ዳርፉር ዘሎ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ድሕንነቱን ስርዓቱን ተሓሊዩ ንክወፅእ ንክትገብር ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪካን ኣተሓሳሲቡ። ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪካን ብሓባር ኣብ ሱዳን ዳርፉር ዘዋፈርዎ ዓቃቢ ሰላም…