ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ፖለቲካዊ ውድባት ዘሳትፍ ሃዋህው ከምተፈጥረ ትዴፓ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ፖለቲካዊ ውድባት ትግራይ ዘሳትፍ ፖለቲካዊ ሃዋህው ብምፍጣሩ ንዕቤት ህዝቢ ትግራይ ፅቡቕ ኣጋጣሚ እዩ ክብሉ ዋና ፀሓፊ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ(ትዴፓ) ኣይተ ጊደና መድሕን ገሊፆም። ኣይተ ጊደና መድሕን ብፍላይ ንወጋሕታ ጋዜጣ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል ይውሰድ ብዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዕጡቓት ሓይሊታት ኢዶም ይህቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከልል ቤኒሻንጉል ጉመዝ ዞባ መተከል ይውሰድ ብዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዕጡቓት ሓይሊታት ኢዶም ይህቡ ከምዘለዉ ብቐዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ። ነቲ ምኽባር ሕጊን ዓውዲ ፀፅታን ዝመርሑ ሌተናል ጀኔራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያ ኣብ ትግራይ ንዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ንምፅጋን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሩሲያ ኣብ ትግራይ ንዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ንምፅጋን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ከምእትገብር ኣብ ኢትዮጵያ የሩሲያ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኢቭጌት ተረኪን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር መነግስቲ ኣብቲ ክልል ዝገበሮ ሕጊ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ህልውናን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብሪታኒያ ኣብ’ዚ ሓድሽ ዓመት ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ብዕሊ ወፂኣ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሪታኒያ ኣብ’ዚ ሓድሽ ዓመት 2021 ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ብዕሊ ተፈልያ ሓድሽ መገዲ ከምዝጀመረት ተገሊፁ። እታ ሃገር ሓሙስ ናብ ዓርቢ ኣብ ዘውገሓሉ ዕለት ካብ ለይቲ ሰዓት ሓሙሽተ ጀሚሩ ንሕግታት ሕብረት ኣውሮፓ ምስዓብ ደው ከምዘበለት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ መቕተልቲ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ዝተፈፀመ ገበን ምግጣሙ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ መቕተልቲ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ዝተፈፀመ ገበን ምግጣሙ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ መቕተልቲ ስዒቡ ብዘጋጠመ ምንጋዕ ፀፅታ ዝተሳተፉ ሰባትን ጉጅለታትን ኣብ ልዕሊ ስቪል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ደብረማርቆስ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ 48 ሹቓት ጉድኣት በፂሑ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደብረማርቆስ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ 48 ሹቓት ጉድኣት ከምዝበፅሐ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኢንስፔክተር አጃናው አዲስ፥ እቲ ሓደጋ ባርዕ ጉልት ኣብ ዝበሃል ኣዳራሽ ዕዳጋ ኢዩ ኣጋጢሙ ኢሎም።…
ቢዝነስ ውፅኢት ምህዞ ተምሃሮ ብኣግባቡ ምምራሕ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ተሰናዲኡ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ብዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክበኖሎጂ፣ ምህንድስና፣ ጥበብን ሒሳብን ኣቢሎም ዝቐርቡ ውፅኢት ምህዞ ተምሃሮ ብኣግባቡ ምምራሕ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ከምዝተሰናድአ ኣፍሊጡ። እቲ መምርሒ እቶም ተምሃሮ ስራሕቲ ምህዘኦም ንከቕርቡን ተዓወትቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስኮሮና ፅምብል ሓድሽ ዓመት 2021 ደብዚዙ ይብዓል ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምሉእ ዓለም ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስኮሮና ሰባት ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት ከይተኣኻኸቡ ዝኽልክል እገዳታት ብምህለው ዳርጋ ንፈለማ እዋን እቲ ፅምብል ሓድሽ ዓመት 2021 ደብዚዙ ይብዓል ከምዘሎ ተገሊፁ። ካብ ኣውስትራልያ ከተማ ሲድኒ ክሳብ ኒውዮርከ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ መቐለ ኣብ ዘተኣማምን ሰላምን ምርግጋእን ከምትርከብ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ መቐለ ኣብ ዘተኣማምን ሰላምን ምርግጋእን ከምትርከብ ናይታ ከተማ ቤት ፅሕፈት ኮምኒኬሽን ኣፍሊጡ። ኣብ ናይቲ ህዝቢ ምንቅስቓስ ንግዲ ፅዕንቶ ዘብፅሐ ምቕያር ባጤራ ባንክታት ስራሕ ካብ ዝጀመራሉ መዓልቲ ጀሚሩ ቀዳምን ሰንበትን ሓዊሱ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ብፅልኢ ተሃኒፁ ብፅልኢ ዝፈረሰ ውድብ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 50 ዓመታት ምስ ደርጊ ጥራሕ እንተይኾነስ ምስ ብዙሓት ፓርትታት ከምዝተፃለአን ኸዚ እውን እዚ ባህሪኡ ዝተረአየን ብፅልኢ ተሃኒፁ ብፅልኢ ዝፈረሰ ውድብ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቐዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ…