ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመተ 2013 ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመተ 2013 ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ።
ዓመተ 2012 ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ልዑል ተግባራት ስራሕቲ ለውጢ ዝተገበረሉ…