ቀዳማዊት እመቤት ቻይና ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ዝሕግዙ ኣቑሑት ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ቻይና ፒንግ ሊዋን ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ዝሕግዙ ኣቑሑት ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይረን።
እተን ቀዳማዊት እመቤት እቶም ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ሓገዝ ከምዝገበራ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ…