Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቤሩት ንዘጋጠመ ምፍንጃር ምኽኒያት ዝኾነ ኬሚካል ብዕሽሽትነት ዘቐመጡ ሰብ መዚ “ቁም” እሱራር  ኮይኖም ንክፀንሑ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዙሓት ሰብ መዚ ወደብ ቤይሩት ብምኽንያት እቲ ብሰሉስ ኣብቲ ወደብ ዘጋጠመ ምፍንጃር ከሚካላዊ ባእታ መርመራ ንክካየደሎም ኣብ ትሕቲ ቤት ማእሰርቲ ገዛ ይኣትዉ ከም ዘለዉ ሰብ መዚ ሊባኖስ ገሊፆም። ብሰንኪ ኣብቲ ወደብ ዘጋጠመ ምፍንጃር ኣሙንዮም…

ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ምስ ዘለዋ ሃገራት ብምትሕብባር እተካይዶ ወፍሪ ፀረ ግብረ ራዕዲ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ምስ ኣብቲ ቀጠና ዘለዋ ሃገራት ብምትሕብባር እተካይዶ ወፍሪ ፀረ ግብረ ራዕዲ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል  ኣፍሊጣ። ዋና ኣዛዚ ፍሉይ ወፍሪ ኣሜሪካን ኣፍሪካን ሜጀር ጀኔራል ዳቪገን ኣንደርሰን ኣብ ክሊ…

ኣብ መዝገብ ኣይተ ሃምዛ ቦረና ዘለዉ 9 ተጠርጠርቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መዝገብ ኣይተ ሃምዛ ቦረና(ሃምዛ ኣዳነ)  ዝተኻተቱ 9 ተጠርጠርቲ ትማሊ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ተጠርጠርቲ ቀዳማይ ሃምዛ ቦረና (ሃምዛ ኣዳነ) ፣ ያለምወርቅ ኣሰፋ፣ ታምራት ሑሴን ፣ ሰበቃ ቃርቴን ጌቱ ተረፈን ሓዊሱ ቁፅሮም ትሽዓተ…

ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ ልዕሊ 20 ሺሕ ሰባት ብቫይረስኮሮና እንትልከፉ 356 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 319 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 459 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…

ኣብ ኬኒያ ኣባላት ስድራቤት ዝኾኑ 48 ሰባት ኮቪድ-19 ተረኺቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኬኒያ ኣባላት ሓደ ስድራቤት ዝኾኑ 48 ሰባት ኮቪድ-19 ከምዝተረኸበቦም መራኀብቲ ሓፋሽ ኬኒያ ፀብፂበን። ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ከምዝገለፆ፥ ሓደ ኣባል እቲ ስድራቤት ናይ ወፃኢ ጉዕዞ ገይሩ ከምዝነበረ ኣፍሊጡ። ኣባል እቲ ስድራ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 20 ሺሕ ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 20 ሺሕን 336 ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓላፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 319 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 459 ከምዝተረኸቡ…

ምምላእ ማይ ሩባ ኣዋሽ ስዒቡ ኣብ ክልል ዓፋር ዝርከቡ 32 ሺሕ ዜጋታት ተመዛቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምላእ ማይ ሩባ ኣዋሽ ስዒቡ ኣብ ዝተፋለያ ወረዳታት ክልል ዓፋር ዝርከቡ 32 ሺሕ ዜጋታት ከምዝተመዛበሉ ቤትፅሕፈት ምትሕብባር ውሕስና ምግቢን ምክልኻል ሓደጋን እቲ ክልል ገሊፁ። ኣብ ክልል ዓፋር ዝወቅዕ ዘሎ ዝናብ ክረምቲ ስዒቡ ሩባ ኣዋሽ መሊኡ…

ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ጊቤ III እናመልአ ስለዝመፅአ ካብቲ ግድብ በቢብርኩ ማይ ከምዝስደድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ማይ ጊቤ III እናመልአ ስለዝመፅአ ካብቲ ግድብ በቢብርኩ ማይ ንምስዳድ ዘኽእል ስራሕቲ ፈተነ ተኻይዱ። እዚ ድማ ካፍቲ ግድብ ዝስደድ ማይ ኣብ ታሕተዎት ተፋሰስቲ ከባቢታት ሓደጋ ውሕጅ ከየስዕብ ንምቁፅፃርን እቲ ማይ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣወሃህባ ግልጋሎት መንግስቲ መሰረታዊ ለውጢ ምምፃእ ቀንዲ ውራይ ዝቕፅል ዓመት ኢዩ – ኢ/ር ታከለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀንዲ ውራይ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣወሃህባ ግልጋሎት መንግስቲ መሰረታዊ ለውጢ ምምፃእ ከምዝኸውን ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቢሮ ፐብሊክ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ዘበርከተቶ ሓገዝ መተንፈሲ ቬንትሌተራት ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ዘበርከተቶ ሓገዝ መተንፈሲ ቬንትሌተራት ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚነስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ኢትዮጵያ ለበዳ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ…