ኣብ ትልሚ 10 ዓመት ዘፈር ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮጵያ ካብ ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ንምግባር ከምዝተሃቀነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትልሚ 10 ዓመት ዘፈር ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮጵያ ካብ ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ንምግባር ከምዝተሃቀነ ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ትራንስፖርት ተፀዋዕቲ ትካላት ዝኾኑ በዓል መዚ ጉዳያት ማሪታይም፣ በዓል መዚ ትራንስፖርት ፌዴራልን ማሕበር ኣክሲዮን መገዲ…