Fana: At a Speed of Life!

ሰራሕተኛታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራሕተኛታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ኣካይዶም። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ በቀለ ሙለታ፥ ጋዜጠኛታትን ሰራሕተኛታትን እቲ ትካል ኣካል እዚ ወለዶ ብምዃኖም ክታም…

ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝተገበረ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 66 ነጥብ 4 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ዓመተ 2012 ንጎረባብቲ ሃገራት ሱዳንን ጅቡቲን ካብ ዝተገበረ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 66 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ዓመት ካብ ዝተኣከበ ኣታዊ እቲ 37 ነጥቢ 1 ሚሊየን…

ቅንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ብዝበፅሐ ምጥፋእ ህይወት ሰባት፣ ጉድኣት ኣካልን ምዕናው ንብረትን ገበን ዝተጠርጠሩ 1 ሺሕን 168 ሰባት ቤት ፍርዲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቅንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ሰነ 23፣ 24 2012 ዓ.ም ኣብ 10 ወረዳታት ብዝበፅሐ ምጥፋእ ህይወት ሰባት፣ ጉድኣት ኣካልን ምዕናው ንብረትን ገበን ዝተጠርጠሩ 1 ሺሕን 168 ሰባት ትማሊ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ካብቶም ናብ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ…

ኮቪድ 19 ንምፍዋስ ዘኽእል ክታበት ንምርካብ ዝግበር ፃዕሪ ዘይክዕወት ይኽእል ኢዩ ክብል ውድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ክታበት ቫይረስኮሮና ንምርካብ ዘሎ ተስፋ ክመናመን ይኽእል'ዩ ክብሉ ኣጠንቂቖም። እቶም ዳይሬክተር ጀነራል፥ ቫይረስኮሮና ንምፍዋስ ዘኽእል ቀጥታዊ መፍትሒ ኣብዚ ሕዚ እዋን የለን፤…

ሰለስተኣዊ መድረኽ ድርድር ግድብ ህዳሰ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ዝተጀመረ ሰለስተኣዊ መድረኽ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሎሚ መዓልቲ እውን ይቕፅል ኣሎ። ሚኒስትራት ማይ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ዝሳተፍሉ እቲ ሰለስቲኣዊ ድርድር ብቪዲዮ ኮንፍረንስ ይካየድ ከምዘሎ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 583 ሰባት እንትርከቡ 26 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 907 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 583 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝኸውን ፍቱን መድሓኒት ዘይክህሉ ይኽእል ኢዩ – ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝኸውን ፍቱን መድሓኒት ዘይክህሉ ከምዝኽእል ውድብ ጥዕና ዓለም ኣተሓሳሲቡ። ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ መርብ ሓበሬታ ቪዲዮ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ነቲ ቫይረስ ዝከላኸል…

ቅድሚ መወዳእታ ሰሙን ወርሒ ነሓሰ ዝኾነ ይኹን ምዝገባ ተምሃሮ ምክያድ ኣይከኣልን – ሚኒስቴር ትምህቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ መወዳእታ ሰሙን ወርሒ ነሓሰ ዝኾነ ይኹን ምዝገባ ተምሃሮ ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ምክያድ ከምዘይከኣል ሚኒስቴር ትምህቲ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝሓበሮ፥ ዝተወሰና ናይ ውልቀ ኣቢያተ ትምህርቲ ምዝገባ ተምሃሮ ንምግባር ንወለዲ…

ተቛሪፁ ዝነበረ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሎሚ መዓልቲ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ብሕብረት ኣፍሪካ ዝምራሕን ንግዚኡ ተቛሪፁ ዝነበረን ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ሚኒስቴሩ እንደገለፀውም በአፍሪካ ህብረት መሪነት ለ11 ቀናት ሲካሄድ ቆይቶ ከሁለት…

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ካብ ፍርቂ ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ካብ ፍርቂ ሚሊየን ከምዝዛየደ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር 511 ሺሕን 485 ሰባት በቲ ቫይረስ እንትልከፉ፥ 8 ሺሕን 366 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ደቡብ ኣፍሪካ ካብ…