ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ኩለን ወረዳታት ብመገዲ ኣስፋልት ንምርኻብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ።
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ኩለን ወረዳታትን ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ዘራኽቡ መገዲታትን ብመገዲ ኣስፋልት ንምርኻብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ዕዮ ምስ ሚኒስቴር ትጋንስፖርትን ተፀዋዕቲ ትካላትን…