Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ንክልተ መምህራንን ተመራመርቲን ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ንክልተ መምህራንን ተመራመርቲን ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ። እቲ ዩንቨርስቲ ንፕሮፌሰር ኣሰፋ ኣባሙናን ፕሮፌሰር ኣማን ደቀቦን ንመፈለምታ እዋን ብመዓርግ ፕሮፌሰርነት ከምዝሃበ ተገሊፁ። እቶም ሙሉእ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ኣብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሉ ክፋል ሕብረተሰብ ካብ ቫይረስኮሮና ንባዕሉ ብምክልኻል ንክሳተፍ ፃውዒት…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሓምለ ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ኣብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሉ ክፋል ሕብረተሰብ ካብ ቫይረስ ኮሮና ንባዕሉ ብምክልኻል ንክሳተፍ ምክትል ከንቲባ ኢንጅነር ታከለ ኡማ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ምክትል ከንቲባ ፅባሕ ሰንበት ኣብ…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ቻይናዊ ትካል ቲክቶክ ኣብ ሃገሮም ንከየገልግል ዘኽእል ክታም ሎሚ መዓልቲ ከንብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ነቲ ብቻይና ዝውነን ተንቀሳቓሲ ምስልታት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝዝርግሖ መተግበሪ “ቲክቶክ” ኣብ ኣሜሪካ ንከየገልግል ከምዝእግድዎ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ንጋዜጤኛታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ነቲ መተግበሪ ንምኽልካል ሎሚ…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ምርጫ ንምክያድ ዝጀመሮ ኢ-ሕገ መንግስታዊ ምንቅስቓስ ብህፁፅ ደው ንከብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ምርጫ ንምክያድ ዝጀመሮ ኢ-ሕገ መንግስታዊ ምንቅስቓስ ብህፁፅ ደው ንከብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ንቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዝለኣኾ ደብዳበ፥ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 915 ሰባት እንትርከቡ 11 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 957 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 915 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…

ኣብ ታሪኻዊ ኣመፃፅኣ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ጎንደር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምትሕብባር ዩኒቨርሲቲ ጎንደርን ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ጎንደርን ኣብ ታሪኻዊ ኣመፃፅኣ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ፕዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ዶክተር ኣስራት ኣፀደወይን ኣብ መኽፈቲ እቲ ዘተ፥ ርክብ ህዝቢታት፣ ሓድነትን…

ቫይረስ ኮሮና ኣዶታት ንደቀን ፀባ ጡብ ካብ ምጥዋብ ከምዘይእግደን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣዶታት ንደቀን ፀባ ጡብ ካብ ምጥዋብ ከምዘይእግደን ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። መበል 28 ዓለም ለኸ መዓልቲ ምጥዋብ ጡብ ኣዶ “ንጥዕና ሃገር ምጥዋብ ጡብ ኣዶ ንሓግዝ” ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ 25 ሓምለ ክሳብ 1…

ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ውፅኢታት ስጋን ፀባን 72 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ውፅኢታት ስጋን ፀባን 72 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ኢንስቲትዩት ኢንዱስትሪ ልምዓት ስጋን ፀባን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኣይተ ሃይለየስላሴ ወረስ…

ኣብ ኣፍጋኒስታን ኣብ ተሸከርካሪት ብዝተፀመደ ነታጒ 17 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍጋኒስታን ኣብ ተሸከርካሪት ብዝተፀመደ ነታጒ ብውሕዱ 17 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ነትጒ፥ ሎጋር ኣብ ዝበሃል ግዝኣት ዝርከብ ናይ ምምሕዳር ህንፃ ከባቢ ዝተፈፀመ እንትኸውን፥ ብዙሓት ሰባት ናይ በዓል ዕድጊት ኣብ…

በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ኣብ መላእ ኢትጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 1 ሺሕን 441 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ/ዓረፋ ኣብ መላእ ኢትጵያ ይኽበር ኣሎ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ህዝበ ሙስሊም እዚ…