ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኒሃል ዴንግ ኒሃልን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ሃገራዊ ጉዳያት ብፍላይ ድማ ኣብ ልምዓት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 610 ሰባት እንትርከቡ 14 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 760 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 610 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ን403 ሺሕን 611 ሰባት ብመሰረት ዝተገበረ ምርመራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕልነት ሕጊ ኣብ ልዕሊ ኣካላት መንግስቲ፣ ኣመራርሓታት ገዛኢ ፓርቲ ይኹኑ ኣባላት ፓርቲታት ፖለቲካ ተፈፃሚ ምዃኑ ቆራፅ ቅዋም መንግስቲ ዘርኢ ኢዩ… Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕልነት ሕጊ ኣብ ልዕሊ ኣካላት መንግስቲ፣ ኣመራርሓታት ገዛኢ ፓርቲን ኣባላት ፓርቲታት ፖለቲካን ተፈፃሚ ምዃኑ ቆራፅ ቅዋም መንግስቲ ዘርኢ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሚኒስቴር ሰላምን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉዎም ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሚኒስቴር ሰላምን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉዎም ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ኣይተ ኣደም ፋራሕ፥ ናይ ሓባር መፍትሒ ዝደሊዩ ዛዕባታት ናብ ክልቲኦም ትካላት ከምዝመፅኡ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ብሪታኒያ ጉዳያት ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ብሪታኒያ ጉዳያት ኣፍሪካ ጀምስ ደድሪጅ ኣብ ምጥንኻር ክልተኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ናይ ሓባር ጉዳያትን ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ጉባ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወት 13 ሰባት ሓሊፉ – ቢሮ ፅፅታ ክልል ቤኒ ሻንጉል Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሸንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ወረዳ ጉባ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወት 13 ሰባት ምሕላፉ ቢሮ ፅፅታን ህንፀት ሰላምን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣብዱላዚዝ መሓመድ፥ ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ጉባ ካብ ወፃኢ ዓዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ኣመራርሓታት ፓርቲታት ፖለቲካ ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኣ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ኣመራርሓታት ፓርቲታት ፖለቲካ ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ ዘተ ኣብ ሞንጎ መንግስቲን ፓርቲታት ፖለቲካን ዘለዉ እዋናዊ ጉዳያት ሃገር ዘድሃበ ከምዝኾነ ኢቢሲ ፀብፂቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ሙስሉም በዓል ዓረፋ እንተኽብር መገዲታት መከላኸሊ ኮቪድ-19ን ዝተቐመጡ ክልከላታትን ብምትግባር ክኸውን ይግባእ – ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ… Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ሙስሉም በዓል ዓረፋ እንተኽብር መገዲታት መከላኸሊ ኮቪድ-19ን ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተቐመጡ ክልከላታትን ብምትግባር ክኸውን ከምዝግባእ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ፕዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መፃኢ ሰንበት 2 ሚሊየን ፈልሲታት ክትከሉ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መፃኢ ሰንበት ኣብ ሓደ መዓልቲ 2 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝትከሉ ተገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ፥ ኣብ ዝቕፅል ሰንበት ካብ ኑጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ኣብ ሓደ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ 2 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣልጀሪያን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኣልጀሪያን ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀሪያ ኮይኖም ዝተሸሙ ኣይተ ነቢያት ጌታቸው ምስ ኣምባሳደር ኣልጀሪያ ኣብ ኢትዮጵያን ቀዋሚ ተፀዋዒ ሕብረት ኣፍሪካን ዝኾኑ ኤልሃምዲ ሳላሕ ተዛቲዮም።…