Fana: At a Speed of Life!

ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ቀረባ እዋን ሕፅረት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ከጋጥም ከምዝኽእል ሲዲሲ ኣፍሪካ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ቀረባ እዋን ሕፅረት ኣቑሑት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ከጋጥም ከምዝኽእል ማእኸል መከላኸሊን መቆፃፀሪን ሕማማት ኣፍሪካ (ሲዲሲ ኣፍሪካ) ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል ኣብ ዘውፀአኦ መግለፂ ሃገራት ኣፍሪካ ከጋጥመን ዝኽእል ሕፅረት መከላኸሊ…

ንህዝቢ ትግራይ ዘየሳትፍ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣይህሉን – ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንህዝቢ ትግራይ ዘየሳትፍ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ከምዘይህሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፋና ሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብቋንቋ ትግርኛ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ “ኣነ ብወገነይ ይኹን ብፓርቲ ብልፅግና…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 653 ሰባት እንትርከቡ 11 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 503 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 653 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። 11 ሰባት ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝሰኣኑ…

ሚኒስትር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩክን ግምታዊ ዋገኦም ብር 34 ሚሊየን ዝኾኑ ኣቑሑት ንተመዛበልቲ ብሓገዝ ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩክን ግምታዊ ዋገኦም ብር 34 ሚሊየን ዝኾኑ ኣቑሑት ንተመዛበልቲ ብሓገዝ ኣበርኪቶም። እቲ ሓገዝ ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ብዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ዘተኣኻኽብ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮከስ ደቂ…

ዩ ኤስ ኣይ ዲ ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝሕግዙ ልዕሊ ብር 2 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ንብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ልምዓት ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኣይ ዲ) ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝሕግዙ ብር 2 ሚሊየን፣ 626 ሺሕን 780 ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ንብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣበርኪቱ። እቲ ትካል ዝለገሶም ኣቑሑት፥ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን (ማስክ)፣…

ግብፂ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ጉድኣት ከምዘየብፀሓለ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብፂ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ዝኾነ ይኹን ጉድኣት ከምዘየብፀሓለ ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ማይ እታ ሃገር መሓመድ ኣልሰበይሂ ተዛሪቦም። እቶም ኣቐባሊ ቓል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ግብፂ ክዙን ቃላይ ናስር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ብህራዊ ኮሚቴ ኢንቨስትመንትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ብህራዊ ኮሚቴ ኢንቨስትመንትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ተዛቲዮም። ቅንዲ ዕላማ እቲ ዘተ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተሳለጡ ተግባራት ብህራዊ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ምግምጋምን ንዝቕፅል ዓመት ኣንፈት ምሃብን…

ጨፌ ኦሮሚያ ብር 90 ቢሊየን ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት ዓመተ 2013 እቲ ክልል ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ብር 90 ቢሊየን ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ዓመተ 2013 ኣፅዲቑ። እቲ ጨፌ 5ይ ዓመት፣ 5ይ ዘበን ስራሕ፣ መበል 12 ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ኣዳማ ንኽልተ መዓልቲ ከሳልጥ ፀኒሑ ኢዩ። ኣብቲ ኣኼቡኡ ድማ…

ሱዳን ኣብ ግዝኣት ዳርፉር ተወሰኽቲ ወታደራት ከምተስፍር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሱዳንተወሰኽቲ ወታደራት ኣብ ግዝኣት ዳርፉር ከምተስፍር ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ኣፍሊጦም። ብቕድሚ ትማሊ ኣብቲ ከባቢ መንነቶም ዘይተፈለጡ ዕጡቓት ብዝፈፀሙዎ መጥቃዕቲ 60 ንፁሃን ዜጋታት ንሕልፈት ተቓሊዐም ኢዮም። ቅድም ክብል…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ትሰርሕ መኪና ብህያብ ተበርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ  ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ትሰርሕ መኪና ካብ ኣካል ኩባኒያ ሃዩንዳይ ዝኾነ ማራቶን ሞተርስ ብህያብ ተበርኪቱሎም። እታ መኪና ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተገጣጠመት ፈላመይቲ መኪና ኢያ ተባሂሉ። ቀዳማይ…