Fana: At a Speed of Life!

ብቕንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠሩ ጥላሁን ያሚን ኣብዲ ኣለማየሁን ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቕንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠሩ ጥላሁን ያሚን ኣብዲ ኣለማየሁን ትማሊ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ብተወሳኺ ቕንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ኣብ ቡራዩን ኣዲስ ኣበባን ብመሰረት ዝተፈጠረ ዓመፅን ሁውከትን ብዝበፅሐ ጉድኣት ሰብን ንብረትን…

ጨፌ ኦሮሚያ መበል 12 ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ሓምሻይ ዓመት፣ 5ይ ዘበን ስራሕ፣ መበል 12 ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ የሳልጥ ኣሎ። ኣፈጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ወይዘሮ ሎሚ በዶ፥ እቲ ጨፌ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲን ፅባሕን ውዕሉኡ ኣፈፃፅማ ስራሕ ዓመት 2012 ከምዝግምግም ተዛሪበን።…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 760 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 264 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 760 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ን364 ሺሕን 322 ሰባት ብመሰረት ዝተገበረ ምርመራ…

ኣብ ትግራይ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኩሉ ሕብረተሰብ መሸፊኒ ኣፍን ኣፍንጫን ብምግባር ክንቀሳቐስ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረተሰብ ምእሳርን ምቕፃዕን መፍትሒ ከም ዘይኾነ ተረዲኡ እቲ ዝወፀ ህፁፅ እዋን ኣዋጅ ምክልኻል ቫይረስ ኮረና ኣኽቢሩ ክኸይድ ከም ዝግባእ ንኡስ ኮሚቴ ፀጥታ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ትግራይ ኣይተ ተኪኡ ምትኩ ኣብ ዙርያ…

ኣብ ክልል ትግራይ 127 ሺሕ ሄክታር መሬት ብዘበናዊ ሕርሻ ብዘርኢ ከምዝተሸፈነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኣብ ክልል ግረራይ ዞባታት ሰሜናዊ፣ ምዕራባዊን ማእኸላይን ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ልዕሊ 127 ሺሕ ሄክታር መሬት ብኩታ ገጠምን ብሜላ ኣዘራርኣ መስመርን ብዘርኢ ከምዝተሸፈነ ተገሊፁ። ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ እቲ ክልል 118 ሺሕ ሄክታር መሬት…

መበል 12 ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣  17 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ )5ይ ዓመት፣ 5ይ ዘበን ስራሕ፣ መበል 12 ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ከካይድ ኢዩ። ኣፈጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ወይዘሮ ሎሚ በዶ፥ እቲ ጨፌ ኣብ ናይ ክልተ መዓልቲ ውዕሉኡ ኣፈፃፅማ ስራሕ ዓመት 2012 ከምዝግምግም ተዛሪበን።…

ኣብ ሕርሻ ክራማት 7 ነጥቢ 75 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዝራእቲ ተሸፊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ኣብ ሕርሻ ክራማት 7 ነጥቢ 75 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዝራእቲ ከምዝተሸፈነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብ እዋን ዘበነ ምህርቲ 2012/13 ዓ.ም 12 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሄክታር መሬት ንምሕራስ ተተሊሙ ናብ ስራሕ ከምዝተተኣተወ ዳይሬክተር ልምዓት…

ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ከይትጥቀም ዝበፅሓ ዝነበረ ስእነት ፍትሒ ምምላእ ማይ ብምስላጥ ዓቢዪ ገድሊ ፈፂማ ኣላ – ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ከይትጥቀም ዝበፅሓ ዝነበረ ስእነት ፍትሒ ምምላእ ማይ ብምስላጥ ዓቢዪ ገድሊ ከምዝተፈፀመ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ገሊፆም። ምስ ሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝነበሮም እቶም ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር፥…

ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ተስፋ ኢትዮጵያውያን ዘማዕበለ ኢዩ – ነበርቲ ከተማ መቐለ

ላዲስ በባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ምዝዛም ቀዳማይ ዙረ ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያውያን ኣብቲ ግድብ ዝነበሮም ተስፋ ብዝበለፀ ዘማዕበለ ከምዝኾነ ነበርቲ ከተማ መቐለ ገሊፆም። ርኢቶኦም ንግልጋሎት ዜና ኣገልግሎት ዝሃቡ እቶም ነበርቲ ቀዳማይ ምምላእ ማይ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ…

ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ቤንጃሚን ምካፓ ዓሪፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ቤንጃሚን ምካፓ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዳሬ ሳላም ዝርሀብ ሆስፒታል ኢዮም ኣብ 81 ዕድሚኦም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊም ዘለዉ። ንሕልፈት ህይወት ምካፓ ስዒቡ፥ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆን…