Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ጃፓንን ሓገዝ ስምምዕነት ብር 490 ሚሊየን ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓመምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኢትዮጵያን ጃፓንን ሓገዝ ስምምዕነት ብር 490 ሚሊየን ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ሕመድ ሽዴን ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ማትሱናጋ ዳይሱኬን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ። ኣብ ኢትዮጵያ ኮቪድ-19 ሓዊሱ ኣብ ዘፈር…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 452 ሰባት እንትርከቡ 9 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 898 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 409 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ን357 ሺሕን 58 ሰባት ብመሰረት ዝተገበረ ምርመራ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ክልል ዓፋር ተረኺቦም ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ዓፋር ተረኺቦም ፈልሲ ተኺሎም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ተኸላ ፈልሲ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል ኣርባ ሓዊሱ ሚኒስትራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ እቲ ክልልን ተሳቲፎም። ኣብ ክልል…

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሚኒስቴራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም መልእኽቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሚኒስቴራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት መገዲ ብምዝዛሙ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣደም ፋራህ፥…

ቤት ምኽሪ ክልል ሱማሌ ዓመታዊ በጀት 2013 ዓ.ም ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ሹመታትን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሱማሌ ሓምሻይ ዓመት መበይ 11 ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ጉባኤ፥ ዓመታዊ በጀት 2013 ዓ.ም ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ሹመታትን ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ ዓመታዊ በጀት 2013 ዓ.ም…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእሳነ ምምሕራት ዝተፈላለዩ ክልላት ኢትዮጵያ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ግድብ ህዳሰ ካብ ህፃናት…

ሊቨርፑል ድሕሪ 30 ዓመታት ዋንጫ ፕሪመርሊግ ዓቲራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሊቭርፑል ትማሊ ኣብ ሜዳ ኣንፊልድ ነታ ድሕሪ 30 ዓመታት ዝተዓወተትላ ዋንጫ ፕሪሚየር ሊግ ብዕሊ ተቐቢላታ። ሓለቓ ጋንታ ሊቨርፑል ጆርዳን ሃንደርሰን ነታ ዋንጫ ካብቲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 1990 ሊቨርፑል ንቸልሲ 5 ብ3 ስዒራ ዋንጫ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ቀዳማይ ዙር ምዝዛም ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መልእኽቶም፥ “ኣባይ ወሓዚ ሩባ ነይሩ ተገዲቡ…

ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ህዳሰ ግድብ ዝተዛዘመሉ ዕለት ንኢትዮጵያን ኢትዮጵያውያንን ኣዝዩ ታሪኻዊ ዕለት ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዱ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያ ምዝዛሙ ኣመልኪተን ንህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ህዳሰ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 452 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 294 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 452 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ቫይረስ ካብ ዝተረኸቦም ሰባት 301 ካብ ኣዲስ ኣበባ ፣…