ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮ ናይ ክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሱ። እቲ ዑደት ስምምዕነት ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ካብ 10 ሺሕ ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ካብ 10 ሺሕ ከምዝዛየደ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 334 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 704 ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ ስዒቡ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ዘካየዶ ትዕዝብቲን ዝረኸቦ ርካቦትን ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ ሰብኣዊ መሰል ስዒቡ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴሪኢ ዘካየዶ ትዕዝብቲን ዝረኸቦ ርካቦትን ዕላዊ ገይሩ። እቲ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ወርሒ ግንቦት 2012 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንዕዉትነት ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንዕዉትነት ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ተወካሊ ክፍሊ ድሕንነትን ፓሊስን ጉዳይ ወፃኢ ከምኡ እውን ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ሕብረት ጆሴፕ ቦሬል ኣብ ክሊ ግድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ደምቢዶሎ ተምሃሮ ዓጊቶም ኢዮም ብዝብል ዝተጠርጠሩ 17 ውልቀሰባት ብገበን ግብረ ራዕዲ ክሲ ተመስሪቱሎም Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ደምቢዶሎ ተምሃሮ ዓጊቶም ኢዮም ብዝብል ዝተጠርጠሩ 17 ውልቀሰባት ብገበን ግብረ ራዕዲ ክሲ ተመስሪቱሎም። ትማሊ ኣብ ውሽጢ ብእኒ ከሊፋ ኣብዱረሂማን ዝፅዋዕ መዝገብ ክሲ 17 ውልቀ ሰባት ብላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ በቢብርኮም 3 ክሲ ተመስሪቱሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምኡ እውን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ሬዲዋን ሑሴንን ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ…
ኮሮናቫይረስ ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 14 ሚሊየን ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 14 ሚሊየን ምዝያዱ ተገሊፁ። ኣብ መላእ ዓለም ብሰንኪ 'ቲ ቫይረስ ልዕሊ 600 ሺሕ ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ እውን ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ዝነበሩ 7 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ መበል 87 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ረቂቕ ኣዋጅ ስምምዕነት ልቓሕ ኣመልኪቱ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ካብ ባንኪ ኤክስፖርት-ኢምፖርት ኮሪያ ዝተረኸበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርኽክብ 5 ሺሕን 910 ፓምፕን ጄኔሬተርን ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እቶት ንምስስን ብመሰረት ዝተውሃበ ትኹረት ትማሊ ርኽክብ 5 ሺሕን 910 ፓምፕን ጄኔሬተርን ተኻይዱ። ብምኽኒያት ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ዝህሉ ፅዕንቶ ንምቕናስ መእንታን ክከኣል ንዓውዲ መስኖ ካብ ዝተሰለዐ 16 ቢሊየን ብር ብተወሳኺ 1 ነጥቢ 6…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 344 ሰባት እንንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 407 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 344 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ ቁፅሪ እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም…