Fana: At a Speed of Life!

ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ብኽፋል ዓፂየንኦ ዝነበራ ስራሕቲ መጋባእያ ካብ 13 ሓምለ ክጅምራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ካብ ወርሒ 10 መጋቢት 2012 ዓ.ም ጀሚረን ብኽፋል ዓፂየንኦ ዝነበራ ስራሕቲ መጋባእያ ካብ 13 ሓምለ 2012 ዓ.ም ጀሚረን በቢብርኩ ስሩዕ ስረሐን ከምዝጅምራ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ካብ 13 ክሳብ 30 ሓምለ 2012 ዓ.ም…

ኣብ ከከባቢና ንዝርከቡ ነጋዶ ጎንፂ ብሓባር ንከላኸል – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትጵያ ንዝርከቡ ነጋዶ ጎንፂ ብሓባር ንከላኸል ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ፥ ኣብ…

ኢትዮጵያ ንበፃሕቲ ዓዲ ዝኾኑ ናይ ቱሪዝም ከባቢታታ ብኦንላይን ምፍላጥ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ንበፃሕቲ ዓዲ ዝኾኑ ናይ ቱሪዝም ከባቢታታ ብኦንላይን ምፍላጥ ምጅማራ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ኣፍሊጡ። ዘፈር ቱሪዝም ለበዳ ኮቪድ-19 ዘሕደረሉ ፅዕንቶ ዘንሳዕርረሉ ኣንፈት ብምቕማጥ ሰለስተ ቢሊየን ዶላር ንምርካብ ከምዝሃቀነ ዳይሬክተር…

ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ኣብ ዝራእቲ ጉድኣት ከየስዕብ ዘኽእል ስራሕቲ ቅድመ ምድው ይግበር ኣሎ – ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ኣብ ዝራእቲ ጉድኣት ከየስዕብ ዘኽእል ስራሕቲ ቅድመ ምድው እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኢታ ሕርሻ ዶክተር ማንደፍሮ ንጉሴ ምሽ ፋና ብሮድካስቲን ግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ…

ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ ዓመተ 2012 እናሳለጡ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ ዓመተ 2012 የሳልጡ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ኣብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ዓመተ 2012ን ኣብ ትልሚ ቀፃሊ እዋንን ዘድሃበ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ድሕሪ ለውጢ ጅማሮ ጉዕዞ…

ብነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቭሉት ካቮስግሉ ተዛቲዩ። ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ምስ'ቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብ እዋናዊ…

ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ፃውዒት ሓገዝ 10 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ፃውዒት ሓገዝ 10 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣቕሪቡ። እቲ ውድብ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ንምትእኽኻብ ዝሓተቶ መጠን ገንዘብ ቅድሚ ሕዚ ካብ ዝሓተቶ መመጠን ዝለዓለ ቁፅሪ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ…

ኣብ ብራዚል ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ካብ 2 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብራዚል ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት 2 ሚሊየን 14 ሺሕን 738 ከምዝበፅሕ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር ብምኽንያት እቲ ቫይረስ ህይወት 76 ሺሕን 822 ሰባት ከምዝሓለፈ እውን ፀብፃብ መርበብ ሓበሬታ ወርልድ ኦሜትር የረድእ። ኣብ መላእ…

ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ድሕሪ ለበዳ ቫይረስኮሮና ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ተመዲቦም ትምህርቶም ክጅምሩ ከምዝግበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ድሕሪ ለበዳ ቫይረስኮሮና ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ተመዲቦም ትምህርቶም ክጅምሩ ከምዝግበር ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፕሮፌሰር ሂሩት…

ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ወርሒ ሰነን ሓምለን ዓመተ 2023 ክካየድ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ወርሒ ሰነን ሓምለን ዓመተ 2023 ከምዝካየድ ግዚያዊ ዋና ፀሓፊ ኮንፈደሬሸን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ዓብደል ባህ ኣፍሊጦም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ መግለፂ ክህቡ እንከለዉ፥…