ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ኦፌኮ ኣይተ በቀለ ገርባን ኣይተ ጃዋር መሓመድን ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቅንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ስዒቡ ኣስከሬን ብምምንዛዕን ሁውከት ብምፍጣርን ዝተጠርጠሩ ኣይተ በቀለ ገርባን ኣይተ ጃዋር መሓመድን ሓዊሱ ካልኦት ውልቀ ሰባት ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ልደታ ምድብ ቀዳማይ ቤት ፍርዲን ኣራዳ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቤጂንግ ሰብ መዚ ኣሜሪካ ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ ሙስሊማት ዩገርስ ዑደት ንክገብሩ ኣንጊዳ። Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤጂንግ ሰብ መዚ ኣሜሪካ ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ ሙስሊማት ዩገርስ ዑደት ንክገብሩ ኣንጊዳ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ሁዋ ቹንዪንግ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ንዑደት ናብ ሺንጂያንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረተሰብ ንህንፀት ግድብ ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ህዝባዊ ኣተሓባባሪ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሃገርና ካብ ዘጋጥም ንነዘ ልዕሊ 190 ሚሊየን ብር እቶት ከምዝኣከበ እቲ ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖለቲካዊ ኮነ ካሊእ ናይ ኣረኣእያ ኣፈላላያት ኣብ ጉዳይ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳስ ቦታ ከምዘይብሎም ምሁራን ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፖለቲካዊ ይኹን ናይ ብሄርን ካልኦት ኣፈላላያት ኣተሓሳስባን ኣብ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰን ጉዳይ ጥቕምን ቦታ ከምዘይብሎም ምሁራን ዩኒቨርስቲ ራያ ገሊፆም። መራኸብቲ ሓፋሽ ውሽጢ ዓዲ ኣብ እኹል ግንዛበ ጉዳይ እቲ ግድብን ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ማዕኸናት ደንቢ ስነ-ምግባር ጋዜጠኝነት ብምኽባር ጎንፂ ንከይፍጠር ሞያዊ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ መራኸብቲ ማዕኸናት ደንቢ ስነ-ምግባር ጋዜጠኝነት ብምኽባር ጎንፂ ንከይፍጠር ሞያዊ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ ኢሉ፡፡ እቲ ቤት ቤት ምኽሪ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ብቕንፀላ ኣይቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተሰመዖ ዓሙይቕ ሓዘን…
ኮሮናቫይረስ ምልባዕ ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ መርማሪ ቦርድ ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምልባዕ ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ መርማሪ ቦርድ ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። ኣካቢ እቲ ቦርድ ኣይተ ጴጥሮስ ወልደሰንበት ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝበልዎ፥ መናእሰይ ኣብ መሀደሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓት ቅድመ መጠንቀቕታ ሓደጋ ከምዝተዘርገሐ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓት ቅድመ መጠንቀቕታ ሓደጋ ከምዝተዘርገሐ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፋሪያት ካሚል፥ ኣካል ቅድመ መጠንቀቕታን ስርዓት ህፁፅ ምላሽን ዝኾነ ፕሮጀክት ቅድመ መጠንቀቕታ ብዕሊ ናብ ስራሕ ከምዝኣቲ ገሊፀን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅገና ሓወልቲ ኣኽሱም ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ነሓሰ ከምዝጅመር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፅገና ሓወልቲ ኣኽሱም ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ነሓሰ ንምጅማር ኣድላዪ መሳርሒ ካብ ጣሊያን ናብ ኣኽሱም ምእታዉ በዓል መዚ መፅናዕቲን ሓለዋ ሓድጊን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ሙሉጌታ ፍስሃ ከምዝገለፁዎ፥ ሓወልቲ ኣኽሱም ካብ ዘንፀላለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመላልኣ ማይ ግድብ ህዳሰ ተፈጥሮኣዊ ከይዲ ህንፀት ብዝሓለወ መልክዑ እናተሳለጠ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመላልኣ ማይ ግድብ ህዳሰ ተፈጥሮኣዊ ከይዲ ህንፀት ብዝሓለወ መልክዑ እናተሳለጠ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ገሊፆም። ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ሓዊሱ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ዝተሳተፉሉ ኣብ ክሊ ዓቢዪ…
ጥዕና ብኩባንያ ኣሜሪካ ዝፈረየ ክትባት ኮቪድ-19 ኣብ ናይ መወዳእታ ብርኪ ፈተነ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሞደርና ዝተብሃለ ኩባንያ ኣሜሪካ ዘፍረዮ ክትባት ኮቪድ-19 ኣብ ደቂ ሰባት ንምፍታን ዘኽእሎ ብርኪ ፈተነ ምብፅሑ ተገሊፁ። እቲ ኩባኒያ ባዮ ቴክኖሎጂ ዘፍረዮ ክትባት ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሓምለ ናብ ፈተነ ከምዝኣቱ እውን ኣፍሊጡ። እቲ ኩባኒያ ኣብ…