ደቂ ኣንስቲዮ ተመረፅቲ ኮከስ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሰብ ስራሕ ሓደጋ ጉድኣት ንዝበፅም ወገናት ልዕሊ ብር 64 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ደቂ ኣንስቲዮ ተመረፅቲ ኮከስ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሰብ ስራሕ ሓደጋ ጉድኣት ንዝበፅም ወገናት ዝውዕል ልዕሊ ብር 64 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብዓይነትን ብጥረ ገንዘብን ሓገዝ ምግባሩ ገሊፁ።
እቲ ኮከስ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም…