ግብፂ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንሊግ ዓረብ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ጅቡቲ፣ ሶማሊያን ኳታርን ተቓዊመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብፂ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንሊግ ዓረብ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ጅቡቲ፣ ሶማሊያን ኳታርን ተቓዊመንኡ።
ኣባል ሃገራት ሊግ ዓረብ ሎሚ መዓልቲ ኣኼብአን የሳልጣ ኣለዋ።
እተን ሃገራት፥ ግብፂ ምስ ህዳሰ ግድብ ብምትሕሓዝ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ሓዊሱ…