ሰራዊት ኣብ ዝሰፈረሎም ካምፕታት ዝተኸፈተ ናይ ከሓድቲ መጥቃዕቲ ብብቕዓት ብምምካት ናብ ፀረ መጥቃዕ ስጉምቲ ተሸጋጊሩ-ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር
ኣዲስ ኣበባ ፣26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ኣብ ዝሰፈረሎም ካምፕታት ዝተኸፈተ ናይ ከሓድቲ መጥቃዕቲ ብብቕዓት ብምምካት ናብ ፀረ መጥቃዕ ስጉምቲ ከምዝተሸጋገረ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ።
ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተዂሲ ኣብ ዝተኸፈተሎም ካምፒታት ኩሎም ብፅኑዕ ምክልኻል ኲናት…