ግብፂ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ተቓውሞ ፖለቲካዊ እምበር ሳይንሳዊ ምኽንያት የብሉን – ግብፃዊ ምሁር
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ተቓውሞ ፖለቲካዊ እምበር ሳይንሳዊ ምኽንያት ከምዘይብሉ ግብፃዊ ምሁር ስነ-መሬት ፍሩዝ አልባዝ ተዛሪቦም።
እቶም ምሁር ምስ ቲዩብ ኤም ቢ ሲ ዓረብኛ ኣብ ዝገበረዉ ፃንሒት ከምዝገለፁዎ፥ “ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ ንግብፂ…