ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ይዛተ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብምትሕብባር “ሃይማኖታዊ እሴታትና ዋሕስ ሓድነትናን ሰላምናን ኢዮም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ብመደረ ዝኸፈተ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ሃይላይ ብርሃኔ፥ ኩሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም። ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ እቶም ኣቦ መንበር፥ ዑደቶም ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓማውቲ 1 ነጥቢ 5 ንዝኾኑ ዜጋታት ኣብ ዘፈር ኮንስትራክሽን ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ተተሊሙ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓማውቲ 1 ነጥቢ 5 ንዝኾኑ ዜጋታት ኣብ ዘፈር ኮንስትራክሽን ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ከምዝተተሊለመ ሚኒስተር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣፍሊጡ። ኣብ ትልሚ ሓሙሽተ ዓመትን ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርብዒ ዓመትን ዘፈር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ኣብ ዞባ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምጀኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ኣብ ዞባ ወለጋ ወረዳ ጉሊሶ ጣቢያ ዋጋ ቃንቃ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ብዝበፅሐ መስካሕኽሒ መጥቃዕቲ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ መሰል ገበን ብተደጋጋሚ እናተፈፀመ ህይወት ንፁሃን ሰባት እናቐጠፈ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 359 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 926 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 359 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 96 ሺሕን 942…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ሰባት ብዝበፅሐ መጥቃዕቲ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጉሊሶ ጣቢያ ዋጋ ቃንቃ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ብዝበፅሐ መጥቃዕቲ መሪር ሓዘን ከምዝተሰመዖ ገሊፁ። እቲ ባይቶ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ከምዝገለፆ፥ ተመሳሰልቲ ገበናት ብተደጋጋሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ማንነት መሰረት ገይሩ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣዝዮም ከምዝሓዘኑ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ማንነት መሰረት ገይሩ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣዝዮም ከምዝሓዘኑ ገሊፆም። ፀላእቲ ኢትዮጵያ፤ “ወይ ንሕና ክንገዝእ ኢና፤ ወይ ሃገር ኣይትነብርን” ኢሎም ተላዒሎም ኢዮም። ነዚውን ናይ ጥፍኣት ዓቕሞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ ሻድሻይ ዓመት መበል ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ባይቶ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣብ ኣኼባ ዝተጓደሉ ኣከብቲ ቋሚ ኮሚቴታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ሰለማዊ ዜጋታት ጭካኔ ብዝተመልኦ መገዲ ህይወቶም ንክሓልፍ ኣብ ልዕሊ ዝገበረ ጉጅለ ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝውሰድ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምዕራብ ወለጋ ሰለማዊ ዜጋታት ጭካኔ ብዝተመልኦ መገዲ ህይወቶም ንክሓልፍ ኣብ ልዕሊ ዝገበረ ጉጅለ ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝውሰድ መነግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ መንግስቲ ባህግታትን ሕቶን ህዝቢ…
ስፓርት ኣብ ፓርክ እንጦጦ ውድድር ጉያን ብሽከሌታን ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓብዪ ጉያ ኢትዮጵያ ኣብ ፓርክ እንጦጦ ውድድር ጉያን ብሽከሌታን ከምዝካየድ ኣፍሊጡ። እቲ ውድድር ኣብ ወርሒ ሕዳር መፈለምታ ክሳለጥ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ኢትዮጵያ ንመጀመርታ ጊዜ ኣብ ዝካየድ እቲ ውድድር፥ ኣብ ሓደ ጋንታ ኣርባዕተ ሰባት…