ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩኒቨርሲታት ኣርሲን ወላይታ ሰዶን መዓልቲ ወለንታታትን ሓምለዋይ ዓሸራን ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲታት ኣርሲን ወላይታ ሰዶን መዓልቲ ወለንታታትን ሓምለዋይ ዓሸራን ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ፣ ልገሳ ደም፣ ምክፋል ማእዲን ተኻይዱ። ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፕሮፌሰር አፈወርቅ ካሱ ንፋና…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ 31 ተወሰኽቲ ሰባት ቫይረሰ ኮረና ከም ዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ስዓታት ውሽጢ 316 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩሎም 31 ሰባት ቫይረሰ ኮረና ከም ዝተረኸቦም ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ሓጎስ ጎዲፋይ ገሊፆም። እቶም ቫይረስ ኮሮና ዝተረኸቦም ሰባት ክልተ ደቂ ኣንስትዮን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 176 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 636 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 176 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሰለስተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ረቂቕ ስትራቴጂ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ኣብ ለስተ ረቂቕ ሕጊታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ምስ ኮርቢቲ ዝግበር ስምምዕነት ዕድጊት ሓይሊ፣ ረቂቕ ሕጊ ስትራቴጂ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ካልኣይ ረቂቕ ሕጊ ንግዲ…
ኮሮናቫይረስ ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 8 ሚሊየን ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 8 ሚሊየን እንትበፅሕ ኣርባዕተ ሚሊየን ዝኾኑ ድማ ካፍቲ ሕማም ድሒኖም ተባሂሉ። ኣብ መላእ ዓለም በዝሒ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት 8 ሚሊየን 13 ሺሕን 893 ዝበፅሕ እንትኸውን፥ ካብዚኣቶም ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ጂቡቲ ዝነበሮም ዑደት ዛዚሞም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌደዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ኣብ ርክብ ሶማሊያን ሶማሊ ላንድን ኣድሂቡ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ ዝነበሮም ተሳትፎ ዛዚሞም ተመሊሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትማሊ ኣብቲ ዘተ ንምስታፍ ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም ነይሮም። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስታፍ ኣባላት 4ይ ክፍለጦር ንፅጉማት ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስታፍ ኣባላት 4ይ ሜካናይዝድ ክፍለ ጦር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ መቐለ ክፍለ ከተማ ኲሓን ወረዳ እንደርታን ንዝርከቡ ፅጉማት ክፋላት ማሕበረሰብ ልዕሊ ብር 218 ሺሕ ወፃኢ ብምግባር ዝተፈላለዩ ሓገዛት ኣበርኪቶም። እቶም ኣባላት ሰራዊት፥ ብምኽንያት…
ኮሮናቫይረስ ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፓ ዶባተን ይኸፍታ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣውሮፓ ብምኽንያት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣንቢረንኦ ዝነበራ ዕፅዋ ምፍኳስ ጀሚረን ተባሂሉ። እተን ሃገራት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚረን ግላጋሎት ካፌታ፣ ሬስቶራንት፣ ሹቕን ግልጋሎት ትራንስፖርት ህዝቢን ዝጅምራ እንትኾና፥ ዶባተን ከምዝኸፍታ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዕርቂን ሰላምን ክወርድ ምግባር ንውህደት እቲ ዞባ መሰረት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዕርቂን ሰላምን ክወርድ ምግባር ንውህደት እቲ ዞባ መሰረት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ኣብ ጉዳይ ርክብ ሶማሊያን ሶማሌ ላንድን ኣድሂቡ ኣብ ጂቡቲ ዝተሳለጠ መድረኽ ዘተ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 268 ሰባት እንትርከቡ 8 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 644 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 268 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሸሞንተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ…