ኮሮናቫይረስ ኣብ ህንዲ ቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር ናብ 10 ሺሕ ዝፅግዑ ሓደሽቲ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሰብ መዚ ህንዲ ኣፍሊጦም። ሚኒስቴር ጥዕና ህንዲ ኣብ ዝሓለፉ 24…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ተኸታታሊ ዘተ ንምግባር ኣብ ስምምዕነት በፂሐን Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምልኢት ማይን ዓመታዊ ኣሳድዳ ማይን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ሰለስተኣዊ ዘተ ተሳሊጡ። ብብርኪ ሚኒስትራት ማይ ብመርበብ ሓበሬታ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ዝተሳለጠ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ስግኣት ኮይኑ ክሳብ ዝቐፀለ እዋን ኩሎም ባይቶታት ፌዴራልን ክልልን ስረሖም ይቐፅሉ ብዝብል ዝቀረበ… Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ 5ይ ዘበነ ፓርላማ 5ይ ዓመት እዋን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ እናካየደ ይርከብ። ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕገ-መንግስቲን መንነትን እቲ ቤት ምኽሪ፥ ምስ ምንዋሕ መረፃ ተተሓሒዙ ዝቐረበሉ ሕቶ ሕገ-መንግስታዊ ትረጉ ኣብ ትሕዝቶ…
ኮሮናቫይረስ ብዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዑደት ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚንስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ቫይረስ ኮሮና ንምግታእ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ጉጅለ ኣብ ኢኒስቲትዩት ምርምር ጥዕና እቲ ክልልን ማእኸል መመርመሪ…
ቢዝነስ ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ኣብ ሰደድ ወፃኢ ዝፈጠሮም ሓደሽቲ ዕድላት ንምጥቃም ዘኽእሉ ኣማራፅታት ስትራተጂ ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ኣብ ሰደድ ወፃኢ ዝፈጠሮም ሓደሽቲ ዕድላት ንምጥቃም ዘኽእሉ ኣማራፅታት ስትራተጂ ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ። ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝበልዎ፥ ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 190 ሰባት እንትርከቡ 5 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሽሕን 599 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 190 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓሙሽተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 259 ኢትዮጵያውያን ካብ ኲዬት ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)259 ኢትዮጵያውያን ካብ ኲዬት ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ፍሬኣለም ሽባባው ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ምስ ደቡብ ኮሪያ ዝነበራ ዝኾነ ይኹን ርክባት ጠጠው ክብል ወሲና Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰሜን ኮሪያ ኣብ መንጎ ክልቲአን ኮሪያ ተጀሚሩ ዝነበረ ዝኾነ ይኹን ርክባት ጠጠው ክብል ከምዝወሰነት ኣፍሊጣ። እቲ ውሳነ፥ ኣብ መንጎ ክልቲኦም መራሕቲ ዝፀንሐ ናይ ቴሌፎን ርክባት'ውን ዝሓውስ እዩ። ሰሜን ኮርያ እቲ ውሳነ ኣብ ልዕሊ “ፀላኢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ኖቤል ኖርዌይ ተዓዋቲ ኖቤል ሰላም ዓመተ 2019 ኣድሂቡ ዘመሓላለፎ ውሳነ ትኽክል ኣብ ምዃኑ ሐዚ እውን ፅኑዕ እምነት ከምዘለዎ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኖርዌይ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዓዋቲ ኖቤል ሰላም ዓመተ 2019 ምዃኖም ኣመልኪቱ ኮሚቴ ኖቤል ዘመሓላለፎ ውሳነ ትኽክለኛ ኣብ ምዃኑ ሐዚ እውን ፅኑዕ እምነት ከምዘለዎ ገሊፁ። እቲ ኮሚቴ ሽልማት ኖቤል ሰላም ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ወ/ሮ ኬሪያ ኣብ ድሮ ዝፀውዕዑ ስሩዕ ኣኼባ መልቀቒ ምሕታተን ግቡእ ኣይኮነን-ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን Gebremariam Weldegerima Jun 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ወ/ሮ ኬሪያ ኢብራሂም ኣብ ድሮ ዝፀውዕዑ ስሩዕ ኣኼባ መልቀቒ ምሕታተን ግቡእ ዘይኮነን ከም ተወካሊት ሓላፊት ብሄር ብሄረሰባት ትኽክለኛ ውሳነ ኣይኮነን ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍሊጡ። እተን ኣፈጉባኤ ኣፈላላይ…