ኤጀንሲ ቤተ መፃሕፍቲን ቤተ መዛግብቲን ኢትዮጵያ ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ንዝርከቡ ሰባት ዝኾኑ 6 ሽሕ መፃሕፍቲ ለጊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ቤተ መፃሕፍቲን ቤተ መዛግብቲን ኢትዮጵያ ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ንዝርከቡ ሰባት ዝኾኑ 6 ሽሕ መፃሕፍቲ ንሚኒስቴር ጥዕና ለጊሱ።
እቶም መፃሕፍቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ዝተፅሓፉ እንትኾኑ፥ ናብ ፈሊኻ መእተዊ ዝኣትዉ ሰባት ኣብ ግዘ…