ኣብ ምዕራብ ኦሮሚያ ብገበን ክትራንን ቅትለትን ዝተጠርጠሩ 48 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ምዕራብ ኦሮሚያ ብገበን ክትራንን ቅትለትን ዝተጠርጠሩ 48 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ምክትል ኮሚሽነርን ሓላፊ ዘፈር ምርመራ ገበንን እቲ ኮሚሽን ግርማ ገላን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…