ማእኸል ልምዓት ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪካ ልዕሊ 600 ሺሕ ዝግመቱ ናውቲታት ሕክምና ንክልል ጋምቤላ ለጊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸል ልምዓት ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪካ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ፥ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእሉ ልዕሊ 600 ሺሕ ዝግመቱ ናውቲታት ሕክምና ብመልክዕ ደገፍ ንክልል ጋምቤላ ኣበርኪቱ።
እቶም ናውቲታት ሕክምና፥ ማይክሮስኮፕ፣ ስሊንደራት ኦክሰጂን፣ ዓራታትን…