ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 27 ሚልየን ኩንታል ምህርቲ ንምርካብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2012/13 ልዕሊ 27 ሚልየን ኩንታልእቶት ንምርካብ ይስራሕ ከም ዘሎ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ልምዓት ዝራእትን ምምሕያሽ ልሙዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣብ ከይዲ ህንፀት ዘሎ ሆስፒታል ኣዴታትን ህፃናትን ዑደት ኣካይደን Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘሎ ሆስፒታል ኣዴታትን ህፃናትን ሎሚ መዓልቲ ዑደት ኣካይደን። እቲ ሆስፒታል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ኣያት ዝርከብ ኢዩ። ብብር 400 ሚሊየን ዝህነፅ ዘሎ ሆስፒታል…
ኮሮናቫይረስ ኢትዮጵያ ሕክምና ቫይረስኮሮና ንምሃብ ዘገልግሉ 380 መሳርሒታት መተንፈሲ ብድጋፍ ረኺባ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ተራድኦ ህፃናት ሕቡራት መንግስታት፣ መንግስቲ ኣሜሪካን ኢንግሊዝን፣ ሲ.ዲ.ኦ ዝተብሃለ ልምዓታዊ ትካል ብሓባር ብምዃን ሕከምና ቫይረስኮሮና ንምሃብ ዘገልግሉ 380 መሳርሒታት መተንፈሲ ንኢትዮጵያ ብድጋፍ ሂቦም። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 602 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 221 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 602 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊታት ፀፅታ ትሕቲ ብር 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝኾነ ገንዘብ ዘይሕጋዊ ብምባል ክሕዙ ከምዘይግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊታት ፀፅታ ትሕቲ ብር 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝኾነ ገንዘብ ዘይሕጋዊ ብምባል ክሕዙ ከምዘይግባእ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴን ሓዱሽ ለውጢ ባጤራ ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናብ ጂማ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ጂማ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጅማ ኣባ ጅፋር እንትበፅሑ ኣባ ገዳታት፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ኣቀባብላ ገይረምሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል ህብረተሰብ ካብ ኮሮና ብዝሕሉ መልክዑ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ከምዝኽበር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል መስቀል ሕብተሰብ ብቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብዘኽእል መልክዑ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ከምዝኽበር ተገሊፁ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መሓመድ ሑሴን ሮብሌ ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኮይኖም ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ንመሓመድ ሑሴን ሮብሌ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ገይሮም ሾይሞምዎም። መሓመድ ሑሴን ሮብሌ፥ ብዘለዎም ፍልጠት፣ ልምዲን ክእለትን ዝተመረፁ ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ተወሳኺ 25 ጊጋ ዋት ሓይሊ ንምፍልፋል ፎርቲስኪው ምስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን 25 ጊጋ ዋት ተወሳኺ ሓይሊ ንምፍልፋል ፎርቲስኪው ምስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል ተዛቲዩ። እቲ ትካል 15 ጊጋ ዋት ካብ ፍልፍል ሓይሊ ማይ፤ 10 ጊጋ ዋት ድማ ካብ ጂኦተርማል ንምፍልፋል 10 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ተናዊሑ ዝነበረ ሃገራዊ መረፃ ኣብዚ ሕዚ እዋን ቅድመ ኹነት ብምምላእ ምክያድ ከምዝከኣል ሚኒስቴር ጥዕና ምኽረ-ሓሳብ ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ኮቪድ-19 ተናዊሑ ዝነበረ ሃገራዊ መረፃ ኣብዚ ሕዚ እዋን ቅድመ ኹነት ብምምላእ ምክያድ ከምዝከኣል ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ምኽረ-ሓሳብ ኣቕሪቡ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 3ይ ህፁፅ ኣኼብኡ ፅባሕ የሳልጥ…