ብር 8 ሚሊየን ዝግመት ኣቑሑት መከላኸሊን መመርመሪን ቫይረስኮሮና ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ብር 8 ሚሊየን ዝግመት ኣቑሑት መከላኸሊን መመርመሪን ቫይረስኮሮና ካብ ኣርባዕተ ትካላት ብሓገዝ ምርካቡ ኣፍሊጡ።
እቲ ሓገዝ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኢየን ተረኪበንኦ።
ሓገዝ ካብ ሞንጎ ዝገበሩ ትካላት ውሽጢ፥…