ህዝቢ ትግራይ ህዝቢና ኢዩ ህዝብና ዝጎድእ ስጉምቲ ብምውሳድ ፅባሕ ዘናሰሐና ተግባር ክንፍፅም ኣይንደሊን – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ትግራይ ህዝቢና ኢዩ ህዝብና ዝጎድእ ስጉምቲ ወሲድና ጥፍኣት ብምክያድ ፅባሕ ዘናሰሐና ተግባር ክንፍፅም ኣይንደሊን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት…