ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክተሪክ ዛዋሽ 3 ንግዚኡ ኣገልግሎት ምሃብ ኣቋሪፁ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክተሪክ ዛዋሽ 3 ንግዚኡ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዘቋረፀ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ መካየዲ ስራሕ መፈልፈሊ ጣቢያታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክልተን ሰለስተን ኣይተ ዲሳሳ ገልሜሳ፥ ኣብቲ ጣቢያ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሃገራት ትሕቲ ሰሃራ ዝርከቡ 70 ሺሕ ህፃና ብጥሜት ምኽንያት ሓደጋ ሞት ኣንፀላሊዩዎም ኣሎ – ትካል መድሕን ህፃናት Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራት ትሕቲ በረኻ ሰሃራ ዝርከቡ 70 ሺሕ ህፃና ብጥሜት ምኽንያት ሓደጋ ሞት ኣንፀላሊዩዎም ከምዝርከብ ትካል መድሕን ህፃናት ኣተሓሳሲቡ። ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ስዒቡ ዝተነበሩ እገዳታትን ዝተወሰዱ ስጉምቲታትን ኣብተን ሃገራት ዝርከቡ ስድራቤታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕብልቲ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ኣብ ተፃረርቲ ዋልታታት ዝተንጠልጠሉ ድሌታት ክቀራረቡ ኣለዎም – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጥንክርቲ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ጉዕዞ ምዕባለ ኣወንታዊ ኣስተዋፅኦ ምግባር ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣተሓሳሲቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ “ከምሃገር ናይ ሓባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቃቢ ሕጊ ኣብ መዝገብ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ኣብ ልዕሊ ተጠርጠርቲ ዝምስክሩ መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ኣቕሪቡ ጭብጢ ኣመዝጊቡ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ መዝገብ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ኣብ ልዕሊ ተጠርጠርቲ ዝምስክሩ መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ኣቕሪቡ ጭብጢ ኣመዝጊቡ። እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ቀቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ ኣራዳ ታረኛ መጋባእያ ዝቐረቡ እንትኾኑ፥ ቅድሚ ሕዚ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወርሒ መስከረም መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ብዘለዎ ክቕፅል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ወርሒ መስከረም መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ብዘይካ ናይ ኣውሮፕላን ነዳዲ ብዘለዎ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ኣብ ዕዳጋ ዓለም ዝህሉ ዋጋ ነዳዲ መበገሲ ብምግባር ከከምኣድላይነቱ መስተኻኸሊ ክግበር ከምዝኽእል እውን ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሓት ፍሉይ ዞባ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ኣይተ ተወልደ ገብረፃዲቕ ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት ኣመራርሓታት ህወሓት ካብ ማእሰርቲ ብዋሕስ ተፊሖም Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሓት ፍሉይ ዞባ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ኣይተ ተወልደ ገብረፃዲቕ ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት ኣመራርሓታት ህወሓት ካብ ማእሰርቲ ብዋሕስ ተፊሖም። እቶም ተጠርጠርቲ፥ ምስ ቅንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ተተሓሒዙ ከምኡ እውን ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሊባኖስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩ 18 ሰባት ሓዊሱ 90 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሊባኖስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩ 18 ሰባት ሓዊሱ 90 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጀነራል ኢትዮጵያ ኣብ ሊባኖስ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ፥ ኣብ ክልተ ኣቢያተ ማእሰርቲ ሊኖስ ተኣሲሮም ዝነበሩ 19…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንስድራ ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ ዝኸውን ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ ተግባር ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንስድራ ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ ዝኸውን ሓገዝ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ምትእኽኻብ ተጀሚሩ። ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ በዓል ሓዳርን ኣቦ ሓደ ቆልዓን ዝነበረ እንትኸውን፥ ብዝሓደሮ ሃንደበታዊ ሕማም ካንሰር ደም ኣብ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታልን እስፔሻላይዝድ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 9 ሰባት ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ እንትኾኑ 16 ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 364 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 9 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ልምዓት መንበሪ ኣባቲ 20/80ን 40/60ን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርሃ ግብሪ ልምዓት መንበሪ ኣባቲ 20/80ን 40/60ን ከምዝቕፅልን ዓቕሚ ዘለዎም ሰባት ድማ ብማህበር ተወዲቦም ገዛ ክሃንፁ ዝደልዩ ተመዝገብቲ ብናፃ ሊዝ መሬት ከምዝሀዋቦምን ቢሮ ንምዓት ገዛውቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሓላፊት እቲ…