ኣብቲ ዞባ ዘሎ ኩነታት ፀፅታ ብምግምጋም ተግባራዊ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ስምዕነት ተበፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብቲ ዞባ ዘሎ ኩነታት ፀፅታ ብምግምጋም ተግባራዊ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ስምዕነት ከምዝተበፅሐ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ፡፡
ምክትል ዳይሬክተር ጄነራል እቲ ኣገልግሎት ታዜር ገ/እግዚአብሄር ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ "ብምትሕብባር…