ስፓርት መቻል ንኣዳማ ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንኣዳማ ከተማ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ክልቲአን ሸቶታት መቻል ሽመልስ በቀለ ኣመዝጊቡወን። እቲ ውፅኢት ስዒቡ መቻል ብ38 ነጥቢ 3ይ ደረጃ እንትትሕዝ፤ ኣዳማ ከተማ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብሕልፈት ሊቀ ጳጳስ ፖፕ ፍራንሲስ ዝተሰመዓ ሓዘን ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ፖፕ ፍራንሲስ ዝተሰመዓ ሓዘን ገሊፃ፡፡ እታ ቤተክርስቲን ኣብ ዘውፀአቶ መግለፂ ሓዘን÷ ፖፕ ፍራንሲስ ሎሚ መዓልቲ ኣብ 88 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ድኻም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፖፕ ፍራንሲስ ካብዛ ዓለም ድኻም ዓሪፎም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሊቀ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ፖፕ ፍራንሲስ ኣብ 88 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ድኽም ዓሪፎም፡፡ እቶም ሊቀ ጳጳስ ብዝሓደሮም ልዑል ሕማም ሳምቡእ ሓገዝ ሕክምና እናተገበረሎም ፀኒሑ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንበሪ ገዝኦም ካብዛ ዓለም ድኻም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ብዙሓት ዘይሕጋዊ ጦር መሳርሒታት ምስ 146 ተጠርጠርቲ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ብዙሓት ዘይሕጋዊ ጦር መሳርሒታት ምስ 146 ተጠርጠርቲ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ ዘይሕጋዊ ጦር ዝውውር መሳርሒ ንምክልኻል ብዝተገበረ ኦፕሬሽን፤ 121 ጦር መሳርሒታት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቬይትናም ምስ ኣፍሪካ ንዝህልዋ ርክብ ኢትዮጵያ ከም በሪ ክትጥቀም ኢያ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ እስያ ንእትገብሮ ኩለመዳይ ርክብ ንቬይትናም፤ ቬይትናም ኣብ ኣፍሪካ ንዝህልዋ ርክብ ድማ ንኢትዮጵያ ከም ስልታዊ መሓዛ ክጥቀማ ኢየን ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ስፓርት ኣርሴናልን ቼልሲን እንትዕወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ስዕረት ኣተኣናጊዳ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሴናልን ቼልሲን እንትዕወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡ ኣርሰናል ካብ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ምስ ኢፕስዊች ታውን ተራኺ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ሊያንድሮ ትሮሳርድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትራንስፖርትን ሎጀስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ (ኢባትሎ) ኣብ ጅቡቲ ምስ ዝርከቡ መርከበኛታት በዓል ትንሳኤ ኣኽቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርትን ሎጀስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ (ኢባትሎ) ኣብ ወደብ ጅቡቲ ምስ ዝርከቡ መርከበኛታት በዓል ትንሳኤ ኣኽቢሩ። “እቶም ኢትዮጵያውያን ባሕረኛታት ኣታዊን ወፃኢን ንግዲ ኢትዮጵያ ንምቅልጣፍ ኣብ ኣፀጋሚ ፀባይ ኣየር፣ ኣብ ዝረግአን ዝናወፅን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተለወጠትን ካብ ልመና ዝወፅአትን ሃገር ጋህዲ ካብ ምግባር ወፃእ ካሊእ ሓሳብ የብልናን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተለወጠትን ካብ ልመና ዝወፅአትን ሃገር ጋህዲ ካብ ምግባር ወፃእ ካሊእ ሓሳብ የቭልናን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “በዓል ትንሳኤ ኣብ ገላን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ መበል 25 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን መሪቀን ስራሕ ኣጀሚረን Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ 12 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ መበል 25 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ጨንፈር ጉራራ መሪቀን ስራሕ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ኣብቲ ሓዱሽ ማእኸል በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ንዓቅመ ደካማታትን ንዝተፈላለዩ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ድሬዳዋ ተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና ካብ ስግደት ንዝምለሱ ክርስቲያን ምዕመናን መኣዲ ኣካፊሎም Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና ካብ ስግደት ንዝምለሱ ክርስቲያን ምዕመናን መኣዲ ኣካፊሎም፡፡ በዓል ስቕለት ሎሚ መዓልቲ ካብ ወጋሕታ ጀሩ ኣብ ድሬዳዋ ብዝርከቡ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብስግደት፣ ብዝማሬ፣ ብፀሎትን ብንስሃ ተዘኪሩ…