Fana: At a Speed of Life!

ካብ ስቕለት ንመሃሮ ይቕሬታ ምግባር፣ ትሕትናን ምክብባርን ኢዩ – ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፌል

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ንመሃሮ ይቕሬታ ምግባር፣ ትሕትናን ምክብባርን ኢዩ ክብሉ ሊቀጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፌል ገሊፆም፡፡ በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብተኸተልቲ እምነት ካቶሊካዊት…

ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ምስ ደቡብ ሱዳን መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ሓዱሽ ምስ ዝተሸሙ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ሱዳን መንዳይ ሰማያ ኩምባ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ዘለዉ ትኹረት ዝጠልቡ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ብምድሃብ…

ዓርቢ ስቕለት ብኣስተንህሮ ክርስትና:-

"ኢየሱስ ክርስቶስ ንኣዳምን ንኩሎም ደቁን ቤዛ ኮይኑ ኣብ ልዕሊ መስቀል ተሰቒሉ ዝወዓለላ ዕለት ኢያ እሞ ማቴ ፳፯፥፴፭ ዓርቢ ስቕለት ትበሃል። ሰናይ ዓርቢ እውን ትበሃል፡- ቅድሚ ስቕለት ኢየሱስ ብፍላይ ድማ ብሕጊ ሮማውያን ምልክት መቕፅዒ ገበኛታት ዝነበረ መስቀል ብደሙ ቀዲሱ ናይ ምሕረት፣ ህይወት…

ብምትሕስሳብ ዘለና ተኻፊልካ ናይ ምንባር ባህልና ብዝበለፀ ክነጠናኽር ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ባህሊ ምግባርን ብዝበለፀ ምጥንኻርን ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ካብ ምሕላው ሓሊፉ ታሪኽ ናይ ምሕዳስ ተግባራትና ኣጠናኺርና ክንቀፅል ኢና – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ካብ ምሕላው ሓሊፉ ታሪኽ ናይ ምሕዳስ ተግባራትና ኣጠናኺርና ክንቀፅል ኢና ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ዋና ኣዛዚ ልዕሊ 37 ዓመት ካብ…

ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይዝከር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታታት ይዝከር ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ሊቀጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ብኢትዮጵያ ፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፌልን ተኸተልቲ እቲ እምነትን…

ሓድነት ክሽርሽሩ ዝኽእሉ ናይ ጎንፂ መበገሲታት ምፍታሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሽዓተ ኣዋርሐረ በጀት ዓመት ሚኒስቴር ሰላም ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ፤ ትካላዊ ሪፎርምንና ዓቕሚ ምፍፃምን ኣብ ምድንፋዕ፣ ዘላቒ ሰላም ምህናፅ፣ ናይ ሓባር ያታ ኣብ ምስራፅ፣ ጎንፂ ኣቐዲምካ ኣብ…

ቃልሲ ኢትዮጵያ ዘመትቲ ኮሪያ ንወለዶ ክቕፅል ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ሕድሳት ዝኽሪ ሓወልቲ፣ ሙዚየምን ከምኡ እውን ኣዳራሽ ኢትዮጵያ ዘመትቲ ኮሪያ ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ዘኹርዕ ቃልሲ ኢትዮጵያውያን ዘመትቲ ኮሪያ ክብሩ ተሓሊዩ ንትውልዲ ክመሓላለፍ እቲ ሓወልቲ ዘመትቲ ንታሪኹ ብዝምጥን መልክዑ ሕድሳት…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሉ ኩነታት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሎም ጉዳያት ብምምዝታይ ኣብ ምርድዳእ በፂሖም፡፡ ላዕለዎት ኣመራርሓ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ኣብ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ዑደት ገይሮም፡፡ ድሕሪ እቲ ዑደት ምስ ዋና ፈፃሚ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ሃኖይ እናተሃነፀ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ስማርት ሲቲ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ሃኖይ እናተሃነፀ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ዓብዪ ዘበናዊ ከተማ (ስማርት ሲቲ) ዑደት ገይሮም። እዚ ድማ ንስራሕቲ ልምዓት ከተማ ኢትዮጵያ ዝኸውን ተሞክሮ ናይ ምቕሳም ተግባር ኣካል ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…